መደብ 6 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
6 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 28 (224)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 209 ሕ.ጽ. 1–ገጽ 213 ሕ.ጽ. 8
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሌዋውያን 17-20
ቍ. 1፦ ዘሌዋውያን 19:1-18
ቍ. 2፦ td 15ለ ፈጺማ ኣይክትጠፍእን ወይ ኣይክትባድምን እያ
ቍ. 3፦ ፈጺምካ ኣይትስረቕ! (lr ምዕ. 24)
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 1 (13)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
10 ደቒቕ፦ ንኽልተ ወይ ሰለስተ ሽማግለታት ወይ ኣገልገልቲ ጉባኤ ቓለ-መጠይቕ ግበረሎም። ነቲ ሰናይ ግብሪ ንኺመጣጠሩ ዘተባበዖም እንታይ እዩ፧ (1 ጢሞቴዎስ 3:1-9) ካብ ካልኦት እንታይ ምትብባዕን ደገፍን እዩ ተዋሂብዎም፧ እንታይ በረኸትከ ረኺቦም፧
10 ደቒቕ፦ ካልኦት ንመንግስቲ ኣምላኽ ቀዳምነት ኪህብዋ ምሕጋዞም። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ትሕቲ እቲ ኣብ ገጽ 281 ዚርከብ ንኡስ ኣርእስቲ ዘሎ ሓሳባት ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።
መዝሙር 4 (43)