ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/09 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 6/09 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ሰነ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሓምለን ነሓሰን፦ ብሮሹራት። መስከረም፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

◼ ኣብ እዋናዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ብስም ኣብ ዘይተጠቕሰት ወይ ከኣ ኣብ ድሕሪት ገጽ ናይ ቀረባ እዋን መጽሓፍ ዓመት ኣድራሻኣ ኣብ ዘይርከብ፡ ሃገር ክትበጽሑ መደባት እንተ ኣልዩኩም፡ ኣቐዲምኩም እንታይ ጥንቃቐታት ክትግብሩ ወይ እንታይ መምርሒታት ክትስዕቡ ኸም ዘሎኩም ንምፍላጥ ንቤት ጽሕፈት ጨንፈርኩም ተወከሱ። ኣብታ ሃገር እቲኣ ዘሎ ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ኣብ ትሕቲ እገዳ ኪኸውን ይኽእል እዩ። (ማቴዎስ 10:16) ኣብ ገሊኡ ሃገራት፡ በጻሕቲ ምስ ኣሕዋት ወይ ምስ ጉባኤታት ኪራኸቡ ጥበባዊ ኸይከውን ይኽእል እዩ። ብዛዕባ ዘይወግዓዊ ምስክርነት ወይ ጽሑፋት ሒዝካ ምኻድ፡ መምርሒ ይወሃብ ይኸውን። ምስቲ ዚወሃበኩም መምርሒ ተሰማሚዕኩም ምኻድኩም፡ ንርእስኹምን ንዕዮ መንግስቲ ኣምላኽን ዘየድሊ ጸገማት ንኸየጋጥም ይሕግዝ።—1 ቈረ. 14:33, 40።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ