ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/09 ገጽ 3
  • መደብ 29 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 29 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 29 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 6/09 ገጽ 3

መደብ 29 ሰነ እትጅምር ሰሙን

29 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 12 (113)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 205 ሕ.ጽ. 16–ገጽ 208 ሕ.ጽ. 21 ከምኡውን ሳጹን

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሌዋውያን 14-16

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 23 (200)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ጽቡቕ ኣካላዊ ትርኢት ኣገዳሲ ዝዀነሉ ምኽንያት። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 131-134 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ።

10 ደቒቕ፦ “ንዅላቶም” ዚኸውን ኣርእስትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምረጽ። (1ቈረ. 9:22) ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ክትመያየጡሉ ኸለኹም፡ ሰማዕቲ ብሕታዊ ተመኵሮታቶም ኪገልጹ ይኽእሉ እዮም። ኣብ እተፈላለየ ኽሊ ዕድመ፡ ጾታ፡ ወይ ሃይማኖት ንዚርከቡ ሰባት ኪትንክፍ ዚኽእል እንታይ ኣርእስትታት ረኺብኩም፧ ነተን ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ምይይጥ ብኸመይ ከም እትጅምርን እትቕጽልን ከምኡውን ንምይይጥ ዚኸውን ኣርእስትታት መጽሓፍ ቅዱስ ዘርእስተን ጽሑፋት ንእተፈላለዩ ሰባት ኪስሕብ ዚኽእል ኣርእስትታት ንምምራጽ ብኸመይ ክንጥቀመለን ንኽእል፧ በዚ መዳይ እዚ ተዓጻጸፍቲ ኽንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

10 ደቒቕ፦ ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ዚዕደል ጽሑፋት። ነቲ ኣብዚ ወርሓት እዚ ዚዕደል ጽሑፋት ጥቐሶ። ኣብ ክልኹም ውጽኢታዊ ኪኸውን ዚኽእል ክልተ ወይ ሰለስተ ኣቀራርባ ብመርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 25 (204)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ