ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/09 ገጽ 3
  • መደብ 22 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 22 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 22 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 6/09 ገጽ 3

መደብ 22 ሰነ እትጅምር ሰሙን

22 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 1 (13)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 202 ሕ.ጽ. 8–ገጽ 205 ሕ.ጽ. 15

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሌዋውያን 10-13

ቍ. 1፦ ዘሌዋውያን 11:29-45

ቍ. 2፦ ሰባት ስለምንታይ እዮም ዚሓሙ፧ (lr ምዕ. 23)

ቍ. 3፦ እተጠምቁ ደቀ መዛሙርቲ ዚረኽብዎ በረኸት

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 2 (15)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ሰማዕትኻ ኼስተውዕሉ ሓግዞም። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 57 ሕ.ጽ. 3 ኽሳዕ ገጽ 58 ሕ.ጽ. 3 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ።

10 ደቒቕ፦ ናይ 1 ሓምለ ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ናይ ሓምለ ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። ሓፈሻዊ ሓሳባት ድሕሪ ምሃብ፡ ሰማዕቲ ነቶም ኣብቲ ኽሊ ዘለዉ ሰባት ኪምስጣኦም ዚኽእላ ዓንቀጻት ኣየኖት ምዃነንን ስለምንታይን ሕተቶም። ነተን ዓንቀጻት ንምፍላጥ፡ እንታይ ሕቶታትን ጥቕስታትን ንኽጥቀሙ እዮም መዲቦም፧ ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ብዛዕባ ሃይማኖት ንዚለዓል ተቓውሞ እንምልሰሉ መገዲ። ኣብታ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ምይይጥ ብኸመይ ከም እትጅምርን እትቕጽልን ዘርእስታ ጽሕፍቲ ኣብ ገጽ 9 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ወይ ክልተ ርእይቶ ብመርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

መዝሙር 4 (43)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ