ናይ 1998 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
እቲ ዓንቀጽ ዝርከበሉ ናይ ሕታም ዕለት ዝሕብር
መጽሓፍ ቅዱስ
‘እቲ ዝበለጸ ናይ ሓድሽ ኪዳን ኢንተርሊንያር’ 1/2
ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምኖ ትኽእል ዲኻ፧ 15/10
ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ብዘመናዊ ቋንቋ ግሪኽ 1/9
“ብሓንቲ ኣጻብዕ እተጻሕፈ መጽሓፍ ቅዱስ” 15/3
ሓደ ምሁር ኢደ-ጽሑፍ እተጻሕፈሉ ግዜ እንደገና ይሕብር 15/12
ንዓለም ዝቐየረ ትርጕም መጽሓፍ ቅዱስ (ሰፕቱጀንት ) 15/9
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ነቲ ናይ የሆዋ በረኸት ተማስወሉዶ፧ 1/1
ናይ ምእማን ክእለት 15/5
ንሓደ ሓው ልቓሕ ክሓቶ ይግብኣንዶ ኢዩ፧ 15/11
ካብ ስምኦናውነት ተጠንቀቑ! 15/11
ዋጋ-መርዓት 15/9
ኣኽቢርካ ዝርአ ናይ ቅዱስ ኣገልግሎት መሰላት 1/8
ናይ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ልምድታት 15/7
መመስገንቲ ምዃን 15/2
መንፈሳዊ ዕቤት ምግባር ቀጽል! 1/10
ካብ ዝሓለፈ ጌጋታት ምምሃር 1/7
ናይ ከባቢ ባህልን ክርስትያናዊ ስርዓታትን 1/10
ንህይወትካ ብዝበለጸ ተጠቐመሉ 15/8
“እዙዝ ልቢ” 15/7
ወለዲ—ንውሉዳትኩም ኣዕቍብዎም! 15/2
ምእንቲ እቶም እነፍቅሮም ኣቐዲምካ ውጥን ምውጻእ 15/1
ውዳሰ ድዩ ወይስ ሻሕራ፧ 1/2
ንውሉዳትኩም ኣዕቍብዎም 15/7
ነቲ ቐዳምነት ዘድልዮ ቀዳምነት ሃብ! 1/9
ክብረቶም ሓልወሎም 1/4
ካብ ውርደት ንምድሓን 15/2
ንሓልዮት ስድራቤት ዝምልከት ሓላፍነት ምስካም 1/6
ጸገማት ዝፍትሓሉ ሰላማዊ መገዲ 1/11
መንፈሳዊ ዕቤት ክትገብር ትኽእል ኢኻ 15/5
የሆዋ
ህያው ኣካል ገይርካ ዲኻ እትምልከቶ፧ 15/9
የሆዋ መን ኢዩ፧ 1/5
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ እትበሃል ብሮሹር 1/4
ኣብ ማእከል ናዕቢ—ብተግባር እተራእየ ክርስትና 15/1
ካብቲ ናይ ከተማ ነዋሕቲ ህንጻታት ክሳዕ እቲ ብበረድ እተሸፈነ ምድረ በዳ (ካናዳ) 15/4
ንምርጫ ሕሙም ዝድግፍ ውሳነ (ጃፓን) 15/12
ሓካይም: ደያኑ: ከምኡውን ናይ የሆዋ መሰኻኽር 1/3
“ናይ ሕብረትን ሕውነትን ኣብነት” 15/7
“ኣብ ቃል ኣምላኽ እምነት ምግባር” ዓበይቲ ኣኼባታት 15/1
ናይ ጊልዓድ ምረቓ 1/6, 1/12
“ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ” (ወፈያታት) 1/11
“ናይ ኣምላኽ መገዲ ህይወት” ዓቢ ኣኼባ 1/6
ጨካን ዝልቦም ሰባት ክልወጡ ከለዉ (ፖላንድ) 15/10
“ንእምነትኩም ኣይትሕደግዎ” (ግሪኽ) 1/9
ነቲ ብስራት ብሕጋዊ መገዲ ምክልኻል 1/12
ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ብዘመናዊ ቋንቋ ግሪኽ 1/9
ነቲ ብስራት ሒዝካ ንብዙሓት ሰባት ምብጻሕ 15/2
ናይ እሳተ-ጎሞራ ሓደጋ (ሜክሲኮ) 15/8
ባሮት ሰባትዶ ወይስ ኣገልገልቲ ኣምላኽ፧ 15/3
ኣዝዩ እተፈልየ መርዓ (ሞዛምቢክ) 15/6
ዘይርሳዕ ፍጻመ ኣብ ፈረንሳ 1/7
“ክብሪ ዘውህብ” ዕዮ (ኢጣልያ) 15/8
የሱስ ክርስቶስ
መሰረት ሓቀኛ እምነት 1/12
ምውላድ 15/12
ኣብ ምድሪ ዝነበረለን ናይ መወዳእታ መዓልትታት 15/3
“እቲ መበቈሉ ኻብ ጥንቲ” ዝዀነ ገዛኢ 15/6
ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ
1/2, 1/3, 1/4, 1/6, 1/7, 1/8, 1/10, 1/11
ታሪኽ ህይወት
ኣብ መበል 80 ዓመት እተገብረ ናይ ቦታ ለውጢ (ጂ. ማቲው) 1/5
ካብ ኣምልኾ ሃጸይ ናብ ኣምልኾ ናይቲ ሓቀኛ ኣምላኽ (ኤል. ሲጂራ) 1/12
ነቲ ክርስትያናዊ ውርሻ መመስገኒት ኢየ (ጂ. ጉሽ) 1/3
ካብ ወርቂ ዝበልጽ ነገር ረኸብኩ (ሲ. ሚልተን) 1/10
ኣብ የሆዋ ምውካል ተማሃርኩ (ጀይ. ኮርፓ ኦንዶ) 1/9
ሕማም ደዌ ሒዙኒ ኸሎ ዘሕለፍክዎ ህይወት (ኣይ. ኣዳግቦነ) 1/4
ካብ ሓቂ ዝበልጽ ዋላ ሓንቲ የለን (ጂ. ኤን. ፋን ደር በይል) 1/1
ንየሆዋ ምሕጓስ ቅድሚ ዅሉ ዝሰርዖ ባህገይ ኢዩ (ቲ. ኔሮስ) 1/11
ኣብ እዋን ዘስካሕክሕ ፈተናታት ደገፍ ረኸብኩ (ኢ. ዩሴፍሶን) 1/6
“እቲ ኽንገብሮ ዚግብኣና ኢና ዝገበርና” (ጂ. ካውች) 1/8
“ለውሃትካ ኻብ ህይወት ይበልጽ እዩ” (ሲ. ኤች. ሆልመስ) 1/2
ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት
ምስቲ ስማ እትሰማማዕ የሩሳሌም 15/10
ንክርስትያናዊ ኣኼባታት ሞሳ ምርኣይ 1/3
እምነት ካብ ምጕዳል ተጠንቀቑ 15/7
ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ 1/4
ካብ ኣምላኽ ዝመጸ መጽሓፍ 1/4
ናይ ክርስትያን እምነት ክትፍተን ኢያ 15/5
‘ምዉታት ክትንስኡ ኢዮም’ 1/7
‘ሞት ክሰዓር ኢዩ’ 1/7
ወፈያን ናይ ምርጫ ናጽነትን 15/3
ምእንቲ እምነትና ምጥባቕ 1/12
ኣብቲ ናይ ህይወት ቅድድም ሕልናኻ ኣይተዕርብ! 1/1
ንማሕበር የሆዋ ትግንዘባ ዲኻ፧ 15/6
እምነትን መጻኢኻን 15/4
ኣብ ታሪኽ እስራኤል ዝነበረ ኣገዳሲ በዓላት 1/3
ድሕሪ ቐረባ ግዜ ንደቂ ኣምላኽ ዝመጸሎም ክቡር ናጽነት 15/2
‘ምስ ክርስቶስ ተመላለሱ’ 1/6
በቲ ሓዲሽ ኪዳን ኣቢሉ እተረኽበ ዓበይቲ በረኸታት 1/2
ብምኽንያት እምነቶም እተጸልኡ 1/12
ኣብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ኣቲኻዶ ኢኻ፧ 15/7
ኣብ ትንሳኤ ዘሎካ እምነት ክሳዕ ክንደይ ኢዩ ጽኑዕ፧ 1/7
ፍትሕን ጽድቅን ብምዝውታር ንየሆዋ ምሰልዎ 1/8
ነቲ ናይ የሆዋ ምሕረት ቅድሓዮ 1/10
‘ልብኻ ምሳይ ቅኑዕ ድዩ፧’ 1/1
“እግዚኣብሄር: መሓርን ጸጋውን ኣምላኽ” 1/10
የሆዋ ንብዙሓት ውሉድ ናብ ክብሪ የእትዎም 15/2
የሆዋ ነቶም እሙናት መብጽዓታቱ ይፍጽመሎም 15/4
የሆዋ: ኣምላኽ ቃል ኪዳናት ኢዩ 1/2
መዓልቲ የሆዋ ቀሪባ ኢያ 1/5
እምንቶና ኣብ የሆዋ ክንገብር ይግባእ 15/8
ማሕበር የሆዋ ንኣገልግሎትካ ትድግፎ ኢያ 15/6
የሆዋ ምንጪ ናይ ሓቂ ፍትሕን ጽድቅን ኢዩ 1/8
የሩሳሌም—‘ሓለፋ ኵሉ ሓጐስካ’ ድያ፧ 15/10
የሩሳሌም—“ከተማ እቲ ዓብዪ ንጉስ” 15/10
ኣብ ለሰ ምምዳብ ፍርዲ ተፈጺሙ 1/5
ምስ ኣምላኽ ምምልላስ ቀጽል 15/1
ንምድሓንኩም ኢልኩም ብቐጻሊ ዕየዩ! 1/11
ክፍሊ ማሕበር ኣምላኽ ብምዃን ዕቝባ ርኸብ 1/9
ምስቲ ናጻ ኴንካ ዝግበር ክርስትያናዊ ወፈያ ተሰማሚዕካ ምንባር 15/3
እተን ካልኦት ኣባጊዕን እቲ ሓድሽ ኪዳንን 1/2
‘ምእንቲ እታ እምነት ተጋደሉ’! 1/6
እታ ዘላትኩም ዓይነት እምነት—ሕጂ ትፍተን 15/5
ምድሓን ናይ የሆዋ ኢዩ 15/12
ምስ ቲኦክራሲያዊ ኣሰራርሓ ተሰማሚዕካ ንበር 1/9
ነቲ ኣብ ጽድቂ ኣምላኽ ዘሎና እምንቶ ምሕያል 15/8
እዚኣ መዓልቲ ምድሓን ኢያ! 15/12
ዘመናትን ወርሓትን ኣብ ኢድ የሆዋ ኢዩ 15/9
‘ብሃረርታ’ ምጽባይ 15/9
‘ብምርኣይ ዘይኰነስ ብእምነት ምምልላስ’ 15/1
ምስ ኣምላኽ ንምምልላስ ዝውሰድ ናይ መጀመርታ ስጕምትታት 15/11
ንኣምላኽ ንዘለኣለም ከተገልግሎ ብምሕሳብ ምስኡ ምምልላስ 15/11
መንከ ‘ክድሕን’ ኢዩ፧ 1/5
እቲ ዝሃነጽካዮ ሓዊ ዝጻወር ድዩ፧ 1/11
እተፈላለየ
እቲ ሕምብርቲ ጥንታዊት ኣቴንስ ዝዀነ ናይ ዕዳጋ ቦታ 15/7
ኵሉ ግዜ ሰራዊት ከድልየና ድዩ፧ 15/4
ነቲ ኣብ ግዜና ዝፍጸም ዘሎ ነገራት ንምስትብሃል ንቑሕ ዲኻ፧ 15/9
በርናባስ—“ወዲ ምጽንናዕ” 15/4
ቤትኤል—ብጽቡቕን ብሕማቕን እትፍለጥ ከተማ 1/9
ካብ መላገጽቲ ተጠንቀቕ! 1/6
ቀልቢ ዝሰልብ ተውህቦ—ንሰብ ዝውድስዶ ወይስ ንኣምላኽ ዘኽብር፧ 15/2
ክርስቶስ ኣብ እዋን ልደት ተረሲዑዶ ኢዩ፧ 15/12
ካህናት ነቲ ዝምህርዎ ትምህርቲ ይኣምንዎ ድዮም፧ 15/10
ቆስጣንጢኖስ ዓቢ 15/3
እምንቶ ምግባር ይጠፍእ ኣሎ 15/8
ዳርዮስ 15/11
ምድሪ ንጥፍኣት ተመጥያ ድያ፧ 15/6
ምድሪ ንኸመይ ዝበለ ዕላማ ኢያ ተፈጢራ፧ 15/6
ኤውኒቄን ሎኢስን 15/5
ስድራቤት ኣብ ስግኣት ኢዩ ዘሎ 1/4
መጻኢና ኣቐዲሙ እተጻሕፈ ድዩ፧ 15/4
መላእኽቲ ክሕግዙኻ ዝኽእልሉ መገዲ 15/11
ኣብ ፈረንሳ ዝነበሩ ፕሮቴስታንት 15/8
ምጕዳል ፍትሒ ዘይውገድ ነገር ድዩ፧ 1/8
ንዅሉ ሰብ ዝኸውን ፍትሒ 1/8
መቃባውያን 15/11
‘ካብ ኵሎም ኣህዛብ ደቀ መዛሙርቲ ዝዀኑ ሰባት ግበሩ’ 1/1
ማርያም ብባህርያዊ መገዲ ድያ ሞይታ፧ 1/8
‘ከምዚ ናትና ዝኣመሰለ ስምዒታት ዝነበሮም’ ሰባት 1/3
ብዛዕባ መጻኢ ኣወንታዊ ኣመለኻኽታ ድዩ ዘሎካ ወይስ ኣሉታዊ፧ 1/2
ፊልሞንን ኦኔሲሞስን 15/1
ትዕቢተኛ ኣመሓዳሪ (ቤልሻጽር) 15/9
ሃይማኖታት ይቕረታ ይሓታ ኣለዋ 1/3
ሃብቲ ሕጉስ ክገብረካ ይኽእልዶ፧ 15/5
ታልሙድ 15/5
ቅኑዕን ጌጋን ክትፈላሊ ትኽእል ዲኻ፧ 1/9
ኣስማቶም ተፈላጥነት ኣይረኸበን 15/3
ቲቶስ 15/11
ቅኑዕ ፍትሒ—መዓስን ብኸመይን፧ 15/6
ንሕልናኻ ክትውከሎ ትኽእል ዲኻ፧ 1/9
ቃል ሓቂ ህይወት ሰባት ይልውጥ ኢዩ 1/1
‘ሓቂ ሓራ ኸተውጽኣኩም ኢያ’ 1/10
ጥኪቆስ 15/7
ብትዕግስቲ ተጸበ 1/6
ዕጡቓት ዘረፍቲ መጥቃዕቲ ክፍጽሙ ኸለዉ 15/12
ንዅሉ እዚ ነገራት እዚ ዘዳለወ መን ኢዩ፧ 1/5
ንሃይማኖት ዝሓድግዎ ዘለዉ ስለምንታይ ኢዮም፧ 1/7
ንኣምላኽ ብመገዲ ሓቂ ምምላኽ 1/10
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
ሃዋርያት ንሓደ ወዲ ከሕውይዎ ኣይከኣሉን (ማቴ 17:20፣ ማር 9:29) 1/8
ምብዓል መዓልቲ ዝኽሪ መርዓን መዓልቲ ልደትን 15/10
ሉቃስ 13:24 15/6
ፍቓድ የሆዋ ገይሮም
ኤልያስ ነቲ ሓቀኛ ኣምላኽ ልዕል የብሎ 1/1
የሱስ 70 ደቀ መዛሙርቲ ይልእኽ 1/3
የሱስ ምስ ቈልዑ ግዜ ኣሕለፈ 1/11
እዮብ ንጽህንኡ ብምሕላዉ ዓስቢ ረኸበ 1/5
ጳውሎስ ብትብዓት ይምስክር 1/9
ሕያዋይ ብጻይ ዝነበረ ሳምራዊ 1/7