ናይ 1997 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
እቲ ዓንቀጽ ዝርከበሉ ናይ ሕታም ዕለት
መጽሓፍ ቅዱስ
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢድና ዝበጽሓሉ መገድታት 15/8, 15/9, 15/10
ኣምላኽ ብመሪሕነት መንፈሱ ዘጽሓፎ ብኸመይ ኢዩ፧ 15/6
ናይ ማካርዮስ መጽሓፍ ቅዱስ 15/12
ፍሉይ ዝዓይነቱ መጽሓፍ 15/6
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ንኽፍኣት ዘበለ ፈንፍኖ 1/1
ንኻልኦት ንኽትኣምን ትፈርህዶ፧ 1/3
ምምራር ዘበለ ዅሉ ጌጋ ድዩ፧ 1/12
ዓርኪ ኣምላኽ ዲኻ፧—ጸሎት ይገልጾ ኢዩ 1/7
“ኤጲቁሬዎሳውያን” ተጠንቀቐሎም 1/11
ካልኦት ሕማቕ ድራኸ ከም ዘለዎም ገይርካ ካብ ምሕሳብ ተሓሎ 15/5
ሕልና 1/8
ነቲ መሰረታዊ ስርዓት ምስትውዓል 15/10
ብመንፈስ ኣጸቢቕካ ትምገብዶ ኢኻ፧ 15/4
ዝያዳ መሊእካ ንኸተገልግል ትህንጠዶ ኢኻ፧ 15/3
ናይ ስድራቤት መጽናዕቲ 1/8
ሓቀኛ ምዃን—ብኣጋጣሚዶ ወይስ ብምርጫ፧ 15/5
ብዕድመ ንዝደፍኡ ወለዲ ምኽባር 1/9
‘ብኽቡር ነገራት ንየሆዋ ኣኽብሮ’—ብኸመይ፧ 1/11
ተስፋ ምቝራጽ ኣብ ዝመልኦ እዋን ተስፋ ምርካብ 15/5
ሰብኣዊ ድኻም ሓይሊ የሆዋ የጕልሕ 1/6
ንጽህና 1/5
ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ሓጐስ ዓቅብ 15/9
ህይወት ውሉድካ ኣድሕን! 15/7
መንፈስ ዓለም ይምርዘካዶ ኣሎ ኢዩ፧ 1/10
ንየሆዋ ዘኽብር መርዓ 15/4
ሕማቕ ነገር ምስ ዝግበር ክንነግር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ 15/8
የሆዋ
“ኣምላኽ ሰላም” ነቶም ውጹዓት ይግደሰሎም ኢዩ 15/4
ህያው ኣምላኽ 1/10
ብድንጋጽ ኢዩ ዝመርሕ 15/12
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ባዮኤቲክስ ከምኡውን ብዘይ ደም ዝግበር መጥባሕቲ 15/2
እሱራት መንፈሳዊ ናጽነት ከም ዝረኽቡ ምግባር (ሜክሲኮ) 15/2
ውጽኢታት 1/11
ነቲ ኣብ ፈረንሳ እተላዕለ ናይ ሓሶት ክስታት ምግጣሙ 15/3
ናይ ጊልዓድ ምረቓ 1/6, 1/12
ናይ ገነት ብስራት ኣብ ታሂቲ 15/10
ኣህጉራዊ ኣኼባታት 1/4
ናይ “ልኡኻት ኣምላኻዊ ሰላም” ዓበይቲ ኣኼባታት 15/1
መስጐግቲ ናዚ 15/8
‘ሓደ ካብቶም ኣልባቦም ዝተንከፍክዮም ብዙሓት ሰባት’ 1/3
ብሮሹር ብቕዓት 15/1
ኣባጊዕ መሰል ሰባት ኣብ መሬት ናቫጆ 15/8
ነቶም እተሸገሩ ፍቕሪ ምርኣይ 1/10
ናይ ኮኔክቲከት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንመሰል ሕሙም ደጊፉ 1/8
‘ንሓቂ ዓዲጎምዋ’ ኢዮም! (ጋና) 15/12
ኣብ ግሪኽ እተረኽበ ዓወት 1/2
ነቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ሚስዮናዊ ዕዮ ምፍጻም (ሲ. ሰይሞር) 15/6
ኵሉ ሰብ ንኣምላኽ ክውድሶ ዝግባእ ስለምንታይ ኢዩ፧ (ተመክሮታት) 1/1
የሱስ ክርስቶስ
ከም መሲሕን ንጉስን ተወደሰ 1/3
ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ
1/2, 1/3, 1/4, 1/6, 1/7, 1/8, 1/9, 1/10, 1/12
ታሪኽ ህይወት
ዝዓበየ ነገር ንምርካብ ብዙሕ ምሕዳግ (ጀይ. ኦዎ ቤሎ) 1/1
ኣምላኽ መዕቈብየይን ሓይለይን ኢዩ (ሲ. ሙለር) 1/5
በቲ ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ንነዊሕ ግዜ ዘሕለፍክዎ ህይወት ሕጕስቲ ኢየ (ኦው. ሚድለን) 1/10
ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ኣብ ሮማንያ ፈለጥኩ (ጂ. ሮሞሽያን) 1/4
“ኣብ ክንዲ ወርቂ: ኣልማዝ ረኸብኩ” (ኤም. ካሚናሪስ) 1/3
‘እቲ ኣዝዩ ውሑድ ብርቱዕ ህዝቢ’ ክኸውን ከሎ ረኣኹ (ዳብሊው. ዲንመን) 1/11
የሆዋ ተግባራቱ ብተኣማንነት ይፍጽም (ፒ. ፓሊሰር) 1/6
ፈጺመ ተጣዒሰሉ ዘይፈልጥ ህይወት (ፒ. ኦብሪስት) 1/7
ልበይ ብምስጋና ይጅርብብ (ጀይ. ዊን) 1/9
ካብ ንእስነተይ ጀሚረ ንየሆዋ ብትዕግስቲ ምጽባይ (ኣር. ግሪከን) 1/8
ካብ ቅዱስ ኣገልግሎት ዝርከብ ብሉጽ ዓስቢ (ኤች. ብሉር) 1/12
በቲ ኣብ የሆዋ ዘሎኒ እምንቶ ኢየ ተናቢረ (ኤ. ፒሽዋን) 1/2
ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት
ንውርዝውና ትስዕባዶ ኣሎኻ፧ 15/7
ንመዓልቲ የሆዋ እተዳሎኻ ዲኻ፧ 1/3
ክርስትያናት ክዕቅብዎ ዘይብሎም ምስጢር! 1/6
ካብ መምህራን ሓሶት ተጠንቀቑ! 1/9
ካብ ናይ ፓይነር ኣገልግሎት ዝርከብ በረኸት 15/10
ክርስትያናትን እታ ናይ ደቅሰብ ዓለምን 1/11
‘ንሓድሕኩም ብኸምኡ ይቕረ ተበሃሃሉ’ 1/12
ናብታ ጽድቃዊት ሓዳስ ዓለም ምድሓን 1/4
ፈተናታት እኳ እንተሎ ኣብ እምነትካ ጽናዕ! 15/11
እምነት ዕጉሳትን ጸሎት ዘዘውትሩን ትገብረና 15/11
እምነት ንተግባር ትድርኸና! 15/11
ዝዓበየ ክብሪ ቤት የሆዋ 1/1
እቶም ንቑሓት ኰይኖም ዝጸንሑ ሕጕሳት ኢዮም! 1/3
ካልኦት ነቲ ኣምላኽ ዝደልዮ ነገራት ክማሃሩ ምሕጋዞም 15/1
ነቶም ናይ ሓቂ ልኡኻት ምልላዮም 1/5
ልብኻ ናብ ምስትውዓል ኣድንን 15/3
ኣብ ዓለም ምንባር ክፍሊ ናታ ግን ዘይምዃን 1/11
የሆዋ: ‘ንይቕረታ ድሉው’ ዝዀነ ኣምላኽ 1/12
የሆዋ—እቲ ምስጢራት ዝገልጽ ኣምላኽ 1/6
የሆዋ ነቲ ብምሉእ ነፍስኻ እትገብሮ ኣገልግሎት ኣኽቢሩ ኢዩ ዝርእዮ 15/10
‘እግዚኣብሄር ንህዝቡ ኣይክድርብዮን ኢዩ’ 1/7
ንመዓልቲ የሆዋ ኣብ ኣእምሮኹም ኣቕሪብኩም ሓዝዋ 1/9
ኵሉ ንየሆዋ የኽብሮ! 1/1
ምስትውዓል የዕቍብካ 15/3
ነታ ኽብርቲ እምነትና ኣጽኒዕና ንሓዛ! 1/9
ፍቕሪ ሕውነትኩም ትጽናዕ! 1/8
ንሕጂ ኢልኩም ዲኹም እትነብሩ ወይስ ንዘለኣለማዊ መጻኢ፧ 15/8
ነቲ መንፈስ ዝነፈሶ ቃል ኣምላኽ ብተኣማንነት ምድጋፍ 1/10
ኣብዛ ነውሪ መሊእዋ ዘሎ ዓለም ወረጃ ምዃን 15/7
ንድሕነት ዝኸውን ህዝባዊ ምእማን ግበሩ 15/12
“ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም” 15/6
ልኡኻት ኣምላኻዊ ሰላም ሕጕሳት ኢዮም ተባህለሎም 1/5
ሓሰውቲ ልኡኻት: ሰላም የብሎምን! 1/5
ኣብ ውሽጢ ናብራ ስድራቤት ኣምላኻዊ ሰላም ስዓብ 15/6
ነታ ናይ ሓቂ ሰላም ድለያ ስዓባውን! 15/4
ኣብ መላእ ዓለም ሕጕሳት ወደስቲ ንምዃን እተፈለዩ 1/7
ከም ልኡኻት ኣምላኻዊ ሰላም ኴንካ ምግልጋል 15/1
ምስ ማሕበር የሆዋ ብተኣማንነት ምግልጋል 1/8
መወዳእታ እናቐረበ ክኸይድ ከሎ “ብኣእምሮ ጥቁዋት” ምዃን 15/8
ካብ “መዓልቲ የሆዋ” ምድሓን 15/12
ምድሓን እናቐረበ ክኸይድ ከሎ ትባዕ 1/4
ናይ መዋእል ክርስትና ቲኦክራስያዊ ምምሕዳር 15/5
“ናይ ሰብ ምሉእ ግዴታ” 15/2
‘ኣምላኽ ከምዚ ገይሩ ኣፍቀረና’ 1/2
‘ከይርኤኹምዎ ተፍቅርዎ ኣሎኹም’ 1/2
ናይ ሓቂ ሰላም—ካበየናይ ምንጪ፧ 15/4
ኣምላኽ ካባና እንታይ ኢዩ ዝደሊ፧ 15/1
የሱስ ብኽብሪ መንግስቲ ክመጽእ ከሎ 15/5
ካብ “መዓልቲ የሆዋ” ዝድሕን መን ኢዩ፧ 15/9
ከም ኤልያስ እሙን ክትከውን ዲኻ፧ 15/9
ቃል ኣምላኽ ንዘለኣለም ይነብር 1/10
ህይወትካ—እንታይ ዕላማ ኣለዋ፧ 15/2
እተፈላለየ
ኣብቲ ናይ ኣኽራን ኣጻድፍ ኣክሮባት ዝገብራ 15/7
ውጹዓት ራህዋ ክረኽቡ ደዀን ይዀኑ፧ 15/4
ኣርስጣርኮስ 15/9
ኣሕዳሪ ኣብያተ ትምህርቲ 15/3
ልደት 15/12
ኤሁድ 15/3
ሄኖክ 15/1
ኤጳፍራስ 15/5
እምነት ተኣምራት የድልዮዶ ኢዩ፧ 15/3
ናይ 403 ዓመት ዝምድና ኣብ ሓደጋ (ቤተ-ክርስትያን ሽወደን) 1/4
ጥሩፍነት 1/3
‘መቕደስ ኣምላኽን’ ጣኦታት ግሪኽን 15/2
ሓጐስ—እቲ መፍትሕ እንታይ ኢዩ፧ 15/10
ምስ ግዜ ዓጺድ እተተሓሓዘ በዓላት ንኣምላኽ የሐጕሶዶ ኢዩ፧ 15/9
ምሕዋይ 1/7
“ናይ ትኽየር ቅዱስ ባርኖስ” 1/4
“ናይ ፍርዲ መርመራ”—ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሰረተ-እምነት ድዩ፧ 15/7
የሩሳሌም ኣብ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ 15/6
ዳሕሮት መዓልትታት 1/4
ተኣምራት ንበይኑ እምነት ኣይሃንጽን ኢዩ 15/3
ሚሽናህ 15/11
ሙዚቃ ኣብ ዘመናዊ ኣምልኾ ዘለዎ ቦታ 1/2
ናኽማንዴዝ—ክርስትና ጌጋ ከም ዝዀነ ኣረጋጊጹ ድዩ፧ 15/4
ኦኔሲፎሮስ 15/11
ድኻ ግናኸ ሃብታም 15/9
ሪኢንካርነሽን 15/5
ሃይማኖታዊ ናጽነት 1/2
ድሕነት 15/8
ናይ ምስጢር ማሕበራት 1/6
ሴኬም—ኣብ ስንጭሮ ዝነበረት ከተማ 1/2
ሹኔም—ብፍቕርን ዓመጽን እተፈልጠት ከተማ 1/10
ሓጢኣት 15/7
ዓሰርተ ትእዛዛት 1/12
ጠርጥዮስ 15/7
ኣብ ሓንቲ ዘይፍጽምቲ ዓለም ሕድሪ ዘጽንዕ ምዃን 1/5
ድንግል ኰይኑ ዝቐጸለ ሓዳር ድዩ፧ (ማርያም) 15/10
ድሕሪ ደጊም ስቓይ ዘይህልወሉ ግዜ 15/2
ሓጐስ ኣበይ ኢዩ ክርከብ ዝከኣል፧ 15/3
ሓድነት ዓለም 1/11
ፍትሒ ዝሰፈና ዓለም ክትመጽእ ሃረር ትብልዶ፧ 15/11
መንእሰያት—ዘተኣማምን መጻኢ ኣለዎምዶ፧ 1/12
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
ንግዳዊ ዕዮ—ናይ ጽሑፍ ስምምዕ ስለምንታይ ኣድለየ፧ 1/8
ናይ ሞት መቕጻዕቲ 15/6
ናይ “ወለዶ” ትርጕም ንጹር ምግባሩ (ማቴ. 24:34) ን1914 ዝትንክፍ ድዩ፧ 1/6
ኣብ እዋን “ዓቢ ጸበባ” ምልዋጥ ክህሉ ድዩ፧ 15/2
እቲ “ወለዶ” (ማቴ. 24:34) መወዳእታ ግዜ ከም ዝደናጐ ዝገብር ድዩ፧ 1/5
ሓላፍነት ናይቶም ንዳንነት ካብ ህዝቢ እተዋጽኡ ሰባት 1/4
ፔዶፍልያ 1/2
ቴትራግራማተን ኣብቲ ናይ ሼም-ቶብ ወንጌል ማቴዎስ ይርከባ ድየን፧ 15/8
ናይ መዳሕንትን ዕትብትን ኣጠቓቕማ 1/2
መሰኻኽር ሕጂ ናይ ምፍልላይ ዕዮ ይፍጽሙዶ ኣለዉ፧ 1/7
ፍቓድ የሆዋ ገይሮም
መስተውዓሊት ሰበይቲ ጥፍኣት ተወግድ (ኣቢጋይል) 1/7
ናይ ርእሰ-መስዋእትነትን ተኣማንነትን ኣብነት (ኤልሳእ) 1/11
ወለዲ ብዘርኣይዎ እምነት ዓስቢ ረኸቡ (ወለዲ ሙሴ) 1/5
ይቕረ ንምባል ድሉው ዝዀነ ኣቦ (ምስላ ናይቲ ዝጠፍአ ወዲ) 1/9
ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ ምርካብ 1/1
የሱስ ከም መሲሕን ንጉስን ተወደሰ 1/3