ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w96 15/12 ገጽ 31
  • ናይ 1996 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናይ 1996 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
  • መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
  • የሆዋ
  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር
  • የሱስ ክርስቶስ
  • ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ
  • ታሪኽ ህይወት
  • ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት
  • እተፈላለየ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
w96 15/12 ገጽ 31

ናይ 1996 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ

እቲ ዓንቀጽ ዝርከበሉ ናይ ሕታም ዕለት

መጽሓፍ ቅዱስ

ንናይ ስፓንሽ መጽሓፍ ቅዱስ እተገብረ ቃልሲ 1/6

ናይ ማይ ኣይሂ ኣፈ⁠-​ታሪኽ ንጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ይድግፎ 15/9

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

ነቲ ናይ ዝኽሪ በዓል ብኽብሪ ኣብዕሎ 1/4

ምጽንናዕን ምትብባዕን​—⁠ክቡር ስልማት ናይ ብዙሕ መዳያት 15/1

ናይ መጀመርያ ክርስትናን መንግስትን 1/5

ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ምግባር ሓጐስ ምርካብ 15/2

ኣምላኻዊ ኣረኣእያ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ 15/12

ኣምላኽ: መንግስቲ: ከምኡውን ንስኻ 1/5

ነቲ ቓል ሓቂ ብቕንዕና ምሓዝ 1/1

ክርስትያን ጓሶት ብኸመይ ከም ዘገልግሉኻ 15/3

ናብ ኣምላኽ ብኸመይ ኢኻ እትጽሊ፧ 15/7

ነቲ ኣድልዎ ዘየርኢ ኣምላኽና ትመስሎዶ ኣሎኻ፧ 15/11

ምስቲ ናይ መርዓኹም ማሕላ ተሰማሚዕኩም ንበሩ! 1/3

ክንዮ እቲ እትርእዮ ዘሎኻ ነገራት ጠምት! 15/2

ንእምንቶኻ ክሳዕ መወዳእታ ኣጽኒዕካ ሓዞ 1/5

ከም ንስሪ በኽናፍ ምድያብ 15/6

ይቕሬታ ክትሓትት የድልየካዶ ኢዩ፧ 15/9

‘ንስድራቤትካ ዘድሊ ምቕራብ’​—⁠ኣብተን ዘይምዕቡላት ሃገራት 1/10

“ነተን ዝሓለፋ መዓልትታት ዘክርወን”​—ስለምንታይ፧ 1/12

ነዚ ፍሉይ ዝዀነ ኣጋጣሚ ተጠቐመሉ! 15/11

ስቕ ንምባል ጊዜ አለዎ: ንምዝራብ ድማ ጊዜ አለዎ 15/5

የሆዋ

ንኣምላኽ ብሓቂ ከተፍቅሮ ትኽእልዶ ኢኻ፧ 15/6

ኣምላኽ ንዅሉ ዓይነት ኣምልኾ ይቕበሎዶ ኢዩ፧ 1/7

ኣምላኽ ብዛዕባኻ ይግደስ ኢዩ 1/3

የሆዋ​—⁠ጽድቅን ፍትሕን ይፈቱ 15/3

ጾርካ ናብ የሆዋ ደርብዮ 1/4

ንኣምላኽ ምፍቃር እንታይ ማለት ኢዩ፧ 15/6

ነቲ ዝዓበየ ስም እተጠቕመሉ ምኽንያት 15/4

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ሚዛናዊ ፓይነር ዲኻ፧ 15/5

ንዕቤት ዝኸውን ሃዋሁ (ኢኳቶርያል ጊኒ) 15/10

ብበረኸት የሆዋ እተረኽበ ምስፍሕፋሕ (ናይ ዋና ቤት ጽሕፈት ወፈያ) 15/4

ኣብ ጃፓን ናይ ሃይማኖት ናጽነት ደገፍ ረኺቡ 1/11

ናይ ጊልዓድ ምረቓ 1/6, 1/12

ናይ ሕሙማት መሰል ተሓልዩ 15/3

ኣብዛ ኣብ ዕግርግር ዘላ ዓለም ሰላም ምርካብ 1/1

“ነዞም ከምዚኣቶም ዝበሉ ሰባት ፍለጥዎም” 15/6

ኣብ ማእከል ዑናታት ረድኤት ምሃብ 1/12

ጥሮታ​—⁠ናብ ቲኦክራሲያዊ ዕዮ ዝመርሕ ክፉት ደገ ድዩ፧ 15/7

ሓበሬታ ዘለዎ ስምምዕ ናይ ምግባር መሰል እንደገና ተረጋጊጹ 15/11

“እሞ ቤተ⁠⁠-​ክርስትያንኩም ድኣ ኣበይ ኢዩ፧” (ሞዛምቢክ) 15/12

ኣብ ፖርቱጋል ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ምዝርጋሕ 15/2

በቲ ዝዓበየ ዓርኮም ኢዮም ተደጊፎም (ቼኮዝላቫኪያ) 15/3

ኣብ ግሪኽ እተገብረ ናይ ምስክርነት ወፈራ 15/4

ኣብ ካሜሩን እተገብረ ምስክርነት 15/8

ኣብ ግሪንላንድ እተገብረ ምስክርነት 15/6

የሱስ ክርስቶስ

ወንጌል ብዓይኒ ምሁራት ክርአ ከሎ 15/12

ነቲ ናይ የሱስ ናይ ስንብታ ቃላት ምቕላብ 15/3

ብዛዕባ የሱስ ዘሎ ሓቂ 15/12

ነቲ መሲሕ ምተቐበልካዮዶ፧ 15/11

ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ

1/1, 1/2, 1/3, 1/4, 1/5, 1/6, 1/8, 1/9, 1/10, 1/12

ታሪኽ ህይወት

ቃል ኣምላኽ “ትኣምራት” ይገብር (ቲ. ኤኦን) 1/7

ንየሆዋ ብትሕትና ኣገልጊልዎ ኢዩ (ጀይ. ቡዝ) 15/6

የሆዋ ዕቝባ ኰይኑኒ ኢዩ (ፒ. ማክሪስ) 1/12

የሆዋ ፈጺሙ ኣይደርበየናን (ኤን. ዶሪ) 1/1

የሆዋ ምሳይ ምዃኑ ኣረጋጊጹ ኢዩ (ኤም. ሄኒን) 1/6

ኣዒንትን ልብን ኣብቲ ዓስቢ ከም ዘተኵራ ምግባር (ኢ. ሚካኤል) 1/8

ንልዕሊ 50 ዓመታት እተገብረ ‘ምሕላፍ’ (ኢ. ፓተራኪስ) 1/11

ናይ ምሉእ ህይወተይ ተስፋ ፈጺምካ ዘይሙማት ዝብል ኢዩ (ኤች. ፕሪስት) 1/2

ከም ሕብርቲ ስድራቤት ኴንካ ንየሆዋ ምግልጋል (ኣይ. ሳንቶለሪ) 1/10

ነቲ ትውክልቲ ዝግበሮ ኣምላኽ ምግልጋል (ከይ. ፕሮጋኪስ) 1/9

ኣብ ትሕቲ ናይ የሆዋ ፈቃር ኢድ ኴንካ ምግልጋል (ኤል. ዙምፖስ) 1/5

ኣብ ግዜ ጽቡቕ ይኹን ኣብ ግዜ ሕማቕ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ዝሓበሩ (ኤም. ከምኡውን ቢ. ሙለር) 1/3

‘ነዚ ሓላፊ ብልዒ ኢልኩም ኣይትዕየዩ’ (ዲ. ላንስትረም) 1/4

ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት

“ንዅሎም ኣህዛብ ቤት ጸሎት” 1/7

ኵሉ ንኣምላኽ ጸብጻብ ክህብ ይግባእ 15/9

“ንስኻትኩምውን ብዅሉ ተግባራትኩም ቅዱሳት ኩኑ” 1/8

ነቶም እሙናት ኣስተብህሉሎም! 15/3

በረኸት ወይ መርገም​—⁠ሎሚ ንዓና ዝኸውን ኣብነታት 15/6

በረኸትዶ ወይስ መርገም​—⁠ምርጫ ኣሎካ! 15/6

ኣብዛ እተኸፋፈለት ዓለም ክርስትያናት ዝገብርዎ ምቕባል ጋሻ 1/10

ገዛእ ርእስኻ ንንባብ ወፊ 15/5

ትምህርቲ​—⁠ንየሆዋ ንምውዳስ ተጠቐመሉ 1/2

ኣቦን ሽማግለን​—⁠ንኽልቲኡ ግደታት ምፍጻሙ 15/10

እቲ “ዓቢ ጸበባ” ቅድሚ ምምጽኡ ናብቲ ድሕነት ዝርከቦ ቦታ ምህዳም 1/6

“ንምቕባል ጋሻ ተቓዳደሙ” 1/10

ኣምላኽን ቄሳርን 1/5

ንመንግስቲ ኣምላኽ ተስተውዕለላዶ ኣሎኻ፧ 1/2

ገየሽቲ ተዓዘብቲ ብኸመይ እሙናት መገብቲ ኰይኖም ከም ዘገልግሉ 15/11

በዓል ቤትን ሽማግለን​—⁠ነቲ ሓላፍነታት ሚዛናዊ ገይርካ ምሓዙ 15/10

የሆዋ ሰላምን ሓቅን ኣብዚሑ ይህብ 1/1

ስድራቤት የሆዋ ክቡር ሓድነት ተስተማቕር 15/7

ናይ የሆዋ ዓባይ መንፈሳዊት ቤተ⁠-​መቕደስ 1/7

ኣባጊዕ የሆዋ ለውሃት ዘለዎ ሓልዮት የድልየን ኢዩ 15/1

ናይ የሱስ ምምጻእዶ ወይስ ህላወ​—⁠ኣየናይ፧ 15/8

ሕጅን ንዘለኣለምን ሕጕሳት 15/2

“ከየቋረጽኩም ተጸበዩኒ” 1/3

ብሕጊ ክርስቶስ ምንባር 1/9

መጸናንዒ ንኽትረክብ ናብ የሆዋ ጠምት 1/11

“ሓቅን ሰላምን ኣፍቅሩ”! 1/1

ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ነቲ ዘሎ ሓድነት ዓቅብዎ 15/7

ደቅሰብ ፍልጠት ኣምላኽ የድልዮም ኢዩ 15/1

የሆዋ ነቲ ጸብጻብካ ንጽቡቕ ይሕሰበልካ 15/9

‘ኣእዳውኩም ኣይተሓለላ’ 1/3

ነቲ ናይ ተኣማንነት ብድሆ ምግጣሙ 15/3

ወለዲ: ብደቅኹም ባህ ይበልኩም 1/12

ናይ ቄሳር ንቄሳር ምሃብ 1/5

“ኣቱም ህዝቢ ንያህ ወድስዎ!” 1/4

ነቲ ንጉስ ዘለኣለም ወድስዎ! 1/4

ቃል ኣምላኽ ኣንብብ ብሓቂ ድማ ኣገልግሎ 15/5

ነቲ የሆዋ ዘዳልዎ መጸናንዒ ምምቓል 1/11

ንጽል ምዃን​—ናብ ዘይተዓናቐፈ ዕዮ ዝመርሕ ኣፍ ደገ 15/10

ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተማህሩ 15/12

ቅድሚ ክርስቶስ ዝነበረ ሕጊ 1/9

ሕጊ ክርስቶስ 1/9

ዘርኢ እቲ ተመን​—⁠ብኸመይ ተቓልዐ፧ 1/6

ናይ ሓቀኛ ኣምልኾ ዓወት ይቐርብ ኣሎ 1/7

ገየሽቲ ተዓዘብቲ ውህበት ሰብኡት ኢዮም 15/11

ኣብ የሆዋን ኣብ ቃሉን ተወከል 1/2

ብሓጐስ ንኽንጭድር ምኽንያት ኣሎና 15/2

ኣብ ህይወትካ እቲ ዝለዓለ ነገር እንታይ ኢዩ፧ 15/12

ሓቀኛ ኣምልኾ በረኸት ኣምላኽ ዝቕበለሉ ምኽንያት 15/4

ናይ ዓለም ሃይማኖታት ዝጠፍኣሉ ምኽንያት 15/4

ኣምላኽ ስጕምቲ ክወስድ ከሎ ክትድሕንዶ ኢኻ፧ 15/8

‘ኣነ ቅዱስ እየ እሞ: ንስኻትኩም ከኣ ቅዱሳት ኩኑ’ 1/8

ፈጣሪኦም ዝዝክሩ መንእሰያት 1/12

እተፈላለየ

ኵለን ሃይማኖታት ንኣምላኽ የሐጕስኦዶ ኢየን፧: 15/9

ኣጵሎስ​—⁠ኣዋጂ ናይቲ ክርስትያናዊ ሓቂ 1/10

ኣኪላስን ጵርስኪላን​—⁠ኣብነታውያን ሰብኣይን ሰበይትን 15/12

ናብ ሓመድ ምምላስ​—⁠ብኸመይ፧ 15/9

ንነፍሲ ዝኸውን ዝሓሸ ተስፋ 1/8

ሕልምታት ብዛዕባ ዝመጽእ ኣቐዲሞም ክነግሩና ይኽእሉ ድዮም፧ 1/10

ኣብ ናይ ውግእ ዓመታት ዝነበረ መጸናንዒ (ቦዝንያ: ክሮአሽያ) 1/11

ነቶም ግፉዓት ዝኸውን መጸናንዒ 1/11

ዳንኤል ብዘይ ምቍራጽ ንኣምላኽ ኣገልገለ 15/11

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኣብ ጽሕፍቶ ምእማን ይምህር ድዩ፧ 1/9

ኣምላኽ ጾም ይደሊዶ ኢዩ፧ 15/11

‘ንኣምላኽ የገድሶዶ ኢየ፧’ 1/3

በዓል ትንሳኤዶ ወይስ ናይ ዝኽሪ በዓል​—⁠ኣየናይ፧ 1/4

ነባሪ ዕርክነት ኣስተማቕር 15/3

ኤጳፍሮዲጦስ​—⁠ልኡኽ ሰብ ፊልጲ 15/8

ፋራዳይ​—⁠ሊቅ ከምኡውን ናይ እምነት ሰብ 1/8

ገማልኤል​—⁠ንሳውል በዓል ጠርሲስ ምሂርዎ 15/7

ኣምላኽ ብዛዕባ ናይ ህዝበ⁠-​ክርስትያን ኣምልኾ ዘለዎ ኣረኣእያ 1/7

ብስራት ይጽበየና ኣሎ! 15/4

ድሒንካዶ ኢኻ፧ 1/2

“ቤት ዳዊት”​—⁠ሓቂ ድዩ ወይስ ልቢ ወለድ፧ 15/10

እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ፍጻመታት ሕማቕ ወረ 15/4

ጾም ግዜኡ ዘሕለፈ ድዩ፧ 15/11

ሰላም ክርከብ ዝከኣል ድዩ፧ 1/1

ድሕሪ ሞት ህይወት ኣሎዶ ኢዩ፧ 15/10

ነፍሲ ዘይትመውት ድያ፧ 1/8

ዮናስ ብዛዕባ ምሕረት የሆዋ ይማሃር 15/5

ኣብዛ ሓጐስ ዘይብላ ዓለም ሕጉሳት 15/1

ሃብቲ ንጉስ ሰሎሞን እተጋነነ ድዩ፧ 15/10

ካብታ ምድሪ ተስፋ ዝርከብ ተግባራዊ ትምህርትታት 15/8

ድሕሪ ሞት ዘሎ ህይወት​—⁠ብኸመይ: ኣበይ: መዓስ፧ 15/10

ንሓደ ናይ ጸልማት መዋእል ብርሃን ይዛዝሞ 15/1

ብትብዓት እተዛረበት ንእሽቶ ጓል 15/5

ልድያ​—ንኣምላኽ እተምልኽ ዝነበረት ተቐባሊት ጋሻ 15/9

ሙሴ ከምኡውን ኣሮን​—⁠ተባዓት ኣወጅቲ ቃል ኣምላኽ 15/1

ዓመጽ ንሓዋሩ ዘልግስ ብኸመይ ኢዩ፧ 15/2

ጴጥሮስ ኣብ መዓልቲ ጴንጠቆስጠ ይሰብኽ 15/9

ፊልጶስ ንሓደ ኢትዮጵያዊ ብዓል ስልጣን የጠምቕ 15/7

ኣቐዲምካ ብሕማቕ ምርኣይ ፈጺሙ ዘይህልወሉ ግዜ! 1/6

“ምጽላይ ምሃረና” 15/7

ቴዎፍሎስ በዓል ኣንጾክያ 15/3

ናይ ሓቂ ድሕንነት​—⁠ምብጽሑ ዘሸግር ሸቶ 15/5

ናይ ሓቂ ድሕንነት​—ሕጅን ንዘለኣለምን 15/5

ናይ ኣቐዲምካ ብሕማቕ ምርኣይ ግዳይ ኴንካዶ ኢኻ፧ 1/6

ዓመጻ ኣብ ኵሉ ቦታ ኣሎ 15/2

ዑደት ናብ ምድሪ ተስፋ 15/8

ክንሓልም ይግብኣና ኢዩ 1/10

ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ኢዮም ዘድልዩና 15/3

“ብባህርያዊ መገዲ ጥበበኛታት” ዝዀኑ ፍጥረታት እንታይ ከም ዝምህሩና 15/7

ንኽንድሕን እንታይ ክንገብር ይግብኣና፧ 1/2

ባህርያዊ ዕንወት ከጋጥም ከሎ 1/12

ረቢ ተባሂሉ ክጽዋዕ ዝበቅዕ መን ኢዩ፧ 1/7

ንየሆዋ እንህቦ ስለምንታይ ኢና፧ 1/11

ህይወትካ ኣብ ትሕቲ ቍጽጽር ጽሕፍቶ ድያ፧ 1/9

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ክርስትያናት ሓጢኣት ክሓድጉ ይኽእሉዶ ኢዮም፧ 15/4

ሓደ ሰብ ኰነ ኢሉ ገለ ነገር ክርስዕ ይኽእልዶ ኢዩ፧ (ፊል. 3:​13) 1/5

ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ማዕረ ናይቶም ብመንፈስ እተቐብኡዶ መንፈስ ኣለዎም ኢዩ፧ 15/6

መንግስቲ ኣምላኽ ናብ ምድሪ ክትመጽእ ድያ፧ 1/6

የሱስ ኣርማጌዶን እትመጸሉ ግዜ ይፈልጦዶ ኢዩ፧ 1/8

ስም ናይ ኵሉ ስድራቤታት (ኤፌ. 3:​14, 15) 15/1

ሓደስቲ ሰባት ብመንፈስ ይቕብኡ ኣለዉዶ፧ 15/8

እታ ቶ’ቴ (ሽዑ) እትብል ቃል ነቲ ስዒቡ ዝመጽእ ነገር እተመልክት ስለምንታይ ኢያ፧ 15/7

ናብ በዓል ሞያ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ኬድካ ምኽሪ ምውሳድ ግቡእ ድዩ፧ 1/9ናይ ዓቃል ልቢ ጥቕምታት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ