ግንቦት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ግንቦት 2016 ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት 2-8 ግንቦት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 38-42 ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ ክርስትያናዊ ህይወት ንጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ትጥቀመሉዶ ኣሎኻ፧ 9-15 ግንቦት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 1-10 ምስ የሆዋ ሰላም ምእንቲ ኺህልወና ንወዱ የሱስ ከነኽብሮ ኣሎና 16-22 ግንቦት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 11-18 ኣብ ድንኳን የሆዋ ጋሻ ዚኸውን መን እዩ፧ ክርስትያናዊ ህይወት ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ እትጥቀመሉ መገድታት 23-29 ግንቦት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 19-25 ትንቢታት ብዛዕባ መሲሕ ዝርዝር ሓበሬታ ይህብ 30 ግንቦት–5 ሰነ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 26-33 ትብዓት ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት