ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ግንቦት ገጽ 6
  • ትንቢታት ብዛዕባ መሲሕ ዝርዝር ሓበሬታ ይህብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትንቢታት ብዛዕባ መሲሕ ዝርዝር ሓበሬታ ይህብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መሲሓዊ ትንቢታት፡ የሱስ መሲሕ ምዃኑ የረጋግጽ ድዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • የሱስ ክርስቶስ—እቲ ተስፋ እተገብረሉ መሲሕ
    መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧
  • ንመሲሕ ረኺቦምዎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ገለ ኻብ መሲሓዊ ትንቢታት
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ግንቦት ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 19-25

ትንቢታት ብዛዕባ መሲሕ ዝርዝር ሓበሬታ ይህብ

ጥቕሲ

ትንቢት

ፍጻመ

መዝሙር 22:1

ኣምላኽ ዝሓደጎ ይመስል

ማቴዎስ 27:46፣ ማርቆስ 15:34

መዝሙር 22:7, 8

ኣብ ጕንዲ ተሰቒሉ ኸሎ ይጽረፍ

ማቴዎስ 27:39-43

መዝሙር 22:16

ኣብ ጕንዲ ይስቀል

ማቴዎስ 27:31፣ ማርቆስ 15:25፣ ዮሃንስ 20:25

መዝሙር 22:18

ንኽዳውንቱ ዕጫ ኣውዲቖም ይማቐልዎ

ማቴዎስ 27:35

መዝሙር 22:22

ስም የሆዋ ኣብ ምእዋጅ መሪሕ ግደ ይህልዎ

ዮሃንስ 17:6

ሓደ መላገጺ ንየሱስ ይጸፍዖ፣ ጸኒሑ፡ የሱስ ኣብ ጕንዲ ስቅያት ምስ ሞተ፡ ሰባት ይሓዝኑ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ