ጥሪ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ጥሪ 2016 ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት 4-10 ጥሪ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ዜና መዋእል 29-32 ናይ ሓቂ ኣምልኾ ጻዕሪ ይሓትት ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ብሮሹር ብስራት ኣምላኽ ተጠቒምካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እትመርሕ ክርስትያናዊ ህይወት ቦታታት ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንምህናጽን ንምጽጋንን ዘሎና ፍሉይ መሰል 11-17 ጥሪ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ዜና መዋእል 33-36 የሆዋ ንናይ ሓቂ ንስሓ ኣኽቢሩ ይርእዮ 18-24 ጥሪ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዝራ 1-5 የሆዋ ነቲ ዘተስፈዎ ተስፋ ኸይፈጸሞ ኣይተርፍን 25-31 ጥሪ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዝራ 6-10 የሆዋ ብፍታዎም ዚዓይዩ ኣገልገልቲ ይደሊ ክርስትያናዊ ህይወት ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንተመላሊስካ ምብጻሕ መሰረት ኣንብር