ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥሪ ገጽ 5
  • 18-24 ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 18-24 ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥሪ ገጽ 5

18-24 ጥሪ

እዝራ 1-5

  • መዝሙር 26ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ነቲ ዘተስፈዎ ተስፋ ኸይፈጸሞ ኣይተርፍን”፦ (10 ደቒቕ) [መእተዊ እዝራ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • እዝ 3:1-6—ትንቢታት የሆዋ ኸይተፈጸመ ኸቶ ኣይተርፍን እዩ (w06 15/1 19 ¶2)

    • እዝ 5:1-7—የሆዋ ምእንቲ ዓወት ህዝቡ ኢሉ ንነገራት ኪቐያይሮ ይኽእል እዩ (w06 15/1 19 ¶4፣ w86-E 15/1 9 ¶2፣ w86-E 1/2 29 ሳጹን)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ:- (8 ደቒቕ)

    • እዝ 1:3-6—እቶም ናብ የሩሳሌም ዘይተመልሱ እስራኤላውያን፡ ኪምለሱ ዘይደለዩ እምነቶም ስለ ዝደኸመት ጥራይ እዩ ኺብሃል ዘይክኣል ስለምንታይ እዩ፧ (w06 15/1 17 ¶5; 19 ¶1)

    • እዝ 4:1-3—ነቲ ዝቐረበሎም ደገፍ ስለምንታይ ነጺጎምዎ፧ (w06 15/1 19 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ:- እዝ 3:10–4:7 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ናይ መወዳእታ ዓንቀጽ እታ እዋናዊት ንቕሑ! ኣፋልጥ። ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ድማ ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ነታ ናይ መወዳእታ ዓንቀጽ እታ እዋናዊት ግምቢ ዘብዐኛ ምስ ኣፋለጥካዮ ጽቡቕ ምላሽ ንዝሃበ ሰብ ብኸመይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ከም ዚግበረሉ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ከኣ ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚምራሕ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። (bh 20-21 ¶6-8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 40

  • “እዚ ዅሉ ድማ ይውሰኸልኩም”፦ (5 ደቒቕ) ኣብ ማቴዎስ 6:33⁠ን ኣብ ሉቃስ 12:22-24⁠ን ተመርኵስካ ዚቐርብ መደረ። ኣስፋሕቲ፡ ነቲ የሆዋ ንመንግስቱ ቐዳምነት እንተ ሂብና ብስጋ ዜድልየና ዘበለ ኸም ዜማልኣልና ዝኣተዎ ቓል ከም ዚፍጽሞ ዜርኢ ተመክሮታት ኬዘንትዉ ሕተቶም።

  • ቃልካ ‘እወን ኣይፋልን’ ድዩ፧ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። (w14 15/3 30-32)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ:- lv ምዕ. 5 ሕ.ጽ. 7-15 (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 41ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ