ቍ. 1 ንህይወትና ዚጠቅምን ሓጐስ ዜምጽእን ጥበብ መእተዊ ትሕዝቶ ንህይወትና ዚጠቅምን ሓጐስ ዜምጽእን ጥበብ ንሓጐስ ስድራ ቤት ኣበርክቶ ዚገብር ጥበብ ምስ ካልኦት ብሰላም ክትነብር ዚሕግዘካ መምርሒ ዕግበት ብኸመይ ክትረክብ ትኽእል፧ መከራ ዚወርደናን እንኣርግን እንመውትን ስለምንታይ ኢና፧ ተስፋ ዚህብ ትምህርቲ ናብ ኣምላኽ ዜቕርበና ፍልጠት ክትረኽቦ እትኽእል ጥበብ ዝያዳ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧