ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g21 ቍ. 1 ገጽ 3
  • ንህይወትና ዚጠቅምን ሓጐስ ዜምጽእን ጥበብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንህይወትና ዚጠቅምን ሓጐስ ዜምጽእን ጥበብ
  • ንቕሑ!—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2021
  • ሓጐስ ብኸመይ ከም ዚርከብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ናይ ሓቂ ሓጐስ እትረኽበሉ መገዲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ናይ ሓቂ ጥበብ ትጭድር ኣላ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2021
g21 ቍ. 1 ገጽ 3
ሓንቲ ሰበይቲ፡ ኣብ ህንዲ ኣብ ካፈ ኾፍ ኢላ ብዛዕባ እቲ ዘንበበቶ ተስተንትን።

ንህይወትና ዚጠቅምን ሓጐስ ዜምጽእን ጥበብ

“ኣብ ዓለም፡ ከም ውግእ፡ ድኽነት፡ ሕማም፡ ንቘልዑ ምግፋዕ፡ ዝኣመሰለ እከይ ክርኢ ኸለኹ እሓዝን እየ፣ እንተ ዀነ ግና፡ ሕጂ ተስፋ ኣሎኒ።”—ራኒ።a

ራኒ ንምንጪ እቲ ናይ ሓቂ ጥበብ ዝዀነ ፈጣሪና፡ ማለት ነቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ምስ ፈለጠት ናይ ሓቂ ሓጐስ ረኺባ እያ። ነዚ ዚስዕብ ዓንቀጻት ከተንብብ ከለኻ፡ ትምህርትታት ኣምላኽ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ኣብ ዘሎ መዳያት ብኸመይ ከም ዚሕግዘካ ርአ።

  • ኣብ ስድራ ቤትካ ሓጐስ ኪህልወካ

  • ምስ ካልኦት ብሰላም ክትነብር

  • ዕግበት ክትረክብ

  • ቀንዲ ጠንቂ መከራን ሞትን እንታይ ከም ዝዀነ ኽትፈልጥ

  • ንመጻኢ ዜተኣማምን ተስፋ ኺህልወካ

  • ንፈጣሪና ኽትፈልጦን ናብኡ ኽትቀርብን

ብዘይካዚ፡ ጥበብ ፈጣሪ ዚረኽቡ እተወሰኑ እተመርጹ ሰባት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ዚደልዩ ዘበሉ ዅሎም ብኸምኡ ኺረኽቡ ኸም ዚኽእሉ ኽትርኢ ኢኻ።

a ኣብዛ መጽሔት ዘሎ ስማት ተቐይሩ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ