ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ታሕሳስ ገጽ 4
  • ብዛዕባ ደዌ ኻብ እተዋህበ ሕግታት ተምሃር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብዛዕባ ደዌ ኻብ እተዋህበ ሕግታት ተምሃር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሕማም ደዌ እኳ እንተ ሓዘኒ ህይወተይ ሕጕስን ብመንፈስ እተባረኸን ኢዩ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ትፈልጥዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ንሓደ ለምጻም ድንጋጽ ምርኣይ
    ኣብ ምድሪ ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ታሕሳስ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘሌዋውያን 12-13

ብዛዕባ ደዌ ኻብ እተዋህበ ሕግታት ተምሃር

13:4, 5, 45, 46, 52, 57

መሰረታዊ ስርዓት እቲ ብዛዕባ ደዌ እተዋህበ ሕግታት፡ መንፈሳዊ ጥዕናና ኽንሕሉ ዚምህረና ብኸመይ እዩ፧

  • የሆዋ ንኻህናት ብኸመይ ብኣጋኡ ደዌ ኼለልዩ ኸም ዚኽእሉ ምሂርዎም እዩ። ሎሚ እውን ክርስትያን ጓሶት፡ መንፈሳዊ ሓገዝ ንዜድልዮ ዝዀነ ይኹን ሰብ ብኣጋኡ የቕልቡሉ እዮም።—ያእ 5:14, 15

  • እስራኤላውያን ንዝዀነ ይኹን ብደዌ እተበከለ ነገራት ናብ ካልእ ምእንቲ ኸይመሓላለፍ ኬወግድዎ ነበሮም። ብተመሳሳሊ፡ ክርስትያናት ከም ክቡር ገይሮም ንዚርእይዎ ነገራት እውን ከይተረፈ፡ ናብ ሓጢኣት ዚመርሖም እንተ ዀይኑ፡ ኬወግድዎ ፍቓደኛታት ኪዀኑ ኣለዎም። (ማቴ 18:8, 9) እዚ ኸኣ ከም ልማዳት፡ ዕርክነት፡ ወይ መዘናግዒ ዜጠቓልል ኪኸውን ይኽእል እዩ።

ኣልኮላዊ መስተ እተብዝሕ ዝነበረት ሰበይቲ፡ ብቘራጽነት ነቲ ናይ ቀደም ናብራኣ ብምንጻግ ካብኡ ትሃድም።

ሓደ ክርስትያን ሓገዝ የሆዋ ንምርካብ ቈራጽነት ከም ዘለዎ ኼርኢ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ