ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ታሕሳስ ገጽ 5
  • 21-27 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 21-27 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ታሕሳስ ገጽ 5

21-27 ታሕሳስ

ዘሌዋውያን 14-15

  • መዝሙር 122ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንጹህ ኣምልኾ ንጽህና ይሓትት”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 15:13-15—ሰብኡት ካብ ርኽሰት ርእሶም ኬንጽሁ ነበሮም (it-1 263)

    • ዘሌ 15:28-30—ኣንስቲ ኻብ ርኽሰት ርእሰን ኬንጽሃ ነበረን (it-2 372 ¶2)

    • ዘሌ 15:31—የሆዋ ኻብ ህዝቡ ንጹህ ኣምልኾ ይደሊ (it-1 1133)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 14:14, 17, 25, 28—ንሓደ ዝነጽሀ ድዉይ ካብ ዚግበረሉ ስርዓት ምንጻህ እንታይ ንምሃር (it-1 665 ¶5)

    • ዘሌ 14:43-45—እቲ ኣብ ቤት ብዛዕባ ዚርአ ብርቱዕ ደዌ እተዋህበ ሕጊ ንእስራኤላውያን ብዛዕባ የሆዋ እንታይ እዩ ዚምህሮም ነይሩ (g 1/06 14፡ ሳጹን)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘሌ 14:1-18 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ንዘበገሶ ርእሰ ነገር እትምልስ እዋናዊት መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 16)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት ኢና፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 11)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 11 ¶6-7 (th መጽናዕቲ 19)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 76

  • “ንመጽሔታት ተጠቐመሉ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (5 ደቒቕ) ነታ ንታሕሳስ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 94

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 47ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ