ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ታሕሳስ ገጽ 4
  • 14-20 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 14-20 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ታሕሳስ ገጽ 4

14-20 ታሕሳስ

ዘሌዋውያን 12-13

  • መዝሙር 140ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ብዛዕባ ደዌ ኻብ እተዋህበ ሕግታት ተምሃር”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 13:4, 5—ድዉያት ይውሸቡ ነይሮም (wp18.1 7)

    • ዘሌ 13:45, 46—ድዉያት ንኻልኦት ከየመሓላልፉ ኺጥንቀቑ ነበሮም (wp16.4 9 ¶1)

    • ዘሌ 13:52, 57—እተበከለ ነገር ኪውገድ ነበሮ (it-2 238 ¶3)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 12:2, 5—ሓንቲ ሰበይቲ ውላድ ምስ ወለደት ‘እትረክስ’ ስለምንታይ እያ፧ (w04 15/5 23 ¶2)

    • ዘሌ 12:3—የሆዋ፡ ወዲ ምስ ተወልደ ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ ኺግዘር ዝኣዘዘ ስለምንታይ እዩ ኪኸውን ዚኽእል፧ (wp18.1 7)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘሌ 13:9-28 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተቶም፦ ቴድሮስ ንሕቶታት ጽቡቕ ገይሩ እተጠቕመሉ ብኸመይ እዩ፧ ኣወዓዕላ ጥቕሲ ዘነጸረኸ ብኸመይ እዩ፧

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 19)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ብስራት ኣፋሊጥካ፡ ብትምህርቲ 11 መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 125

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 93

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ