ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሚያዝያ ገጽ 8
  • ልዕሊ ዅሉ ዜገድሰኒ እንታይ እዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ልዕሊ ዅሉ ዜገድሰኒ እንታይ እዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣቱም መንእሰያት፡ ኣብ መንፈሳዊ ሸቶታት ዲኹም እተተኵሩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ተጊህካ ምጽዓር በረኸት የሆዋ የምጽእ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • መንፈሳዊ ሸቶታት ብምውጻእ ንፈጣሪኻ ኣኽብሮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ክርስትያናት ኪመጣጠሩ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሚያዝያ ገጽ 8
ያእቆብ ምስ ሓደ ስጋ ዝለበሰ መልኣኽ ተቓለሰ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ልዕሊ ዅሉ ዜገድሰኒ እንታይ እዩ፧

ያእቆብ ሓደ ኣዝዩ ዜገድስ ነገር—በረኸት የሆዋ—ንምርካብ ምስ መልኣኽ ተቓለሰ። (ዘፍ 32:24-31፣ ሆሴ 12:3, 4) ንሕናኸ፧ ንየሆዋ ኽንእዘዞን በረኸቱ ኽንረክብን ሓያል ጻዕሪ ንምግባር ፍቓደኛታት ዲና፧ ንኣብነት፡ ኣብ ኣኼባ ጉባኤ ኻብ ምእካብን ተወሳኺ ሰዓት ካብ ምስራሕን ምርጫ እንተ ዚቐርበልና፡ ነየናይ ምመረጽና፧ ንየሆዋ ኻብ ግዜናን ጕልበትናን ጥሪትናን እቲ ዝበለጸ እንተ ሂብናዮ፡ ‘ሓንቲ እኳ ኽሳዕ ዘይጐድለና በረኸት’ ኬፍስሰልና እዩ። (ሚል 3:10) ኪመርሓናን ኬዕቝበናን ዜድልየና ዘበለ ኼማልኣልናን እዩ።—ማቴ 6:33፣ እብ 13:5።

ነታ ኣብ መንፈሳዊ ሸቶታት ኣተኵር ዘርእስታ ድራማዊት ቪድዮ ርኣያ እሞ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ሓንቲ ፈላሚት ሓብቲ ኣብ ስራሕ ቦታኣ ኸም ተርጓሚት ቋንቋ ምልክት ኰይና ትዓዪ።

    ንሓብትና እቲ እትፈትዎ ነገር ፈተና ዝዀና ብኸመይ እዩ፧

  • እታ ፈላሚት ሓብቲ ምስ መሰየ እውን ከይተረፈ ኣብ ቤት ጽሕፈታ ትዓዪ።

    ስራሕና ፈተና ኪዀነና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

  • ጢሞቴዎስ፡ ለይቲ ኣብ ጥቓ መስኰት ደው ኢሉ ጥቕላል የንብብ።

    ጢሞቴዎስ ብመንፈሳዊ መዳይ ድልዱል እኳ እንተ ነበረ፡ መንፈሳዊ ሸቶታት ኬውጽእ ዘድለዮ ስለምንታይ እዩ፧—1ጢሞ 4:16

  • እታ ፈላሚት ሓብትን ካልእ ሓብትን ነታ ተምሃሪት መጽሓፍ ቅዱስ፡ መጽናዕቲ ኺመርሓላ ናብ ቤታ ምስ ከዳ ሰላም ይብላኣ።

    ኣብ ህይወትካ ልዕሊ ዅሉ ዜገድሰካ እንታይ እዩ፧

    ‘ቀንዲ ዕዮና’ እንታይ ምዃኑ ብኸመይ ነርኢ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ