ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሕዳር ገጽ 8
  • የሆዋ ዜድልየና ዘበለ ይፈልጥ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ዜድልየና ዘበለ ይፈልጥ እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ነቶም ሕጉሳት ህዝቡ ይእክቦም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ዓመታዊ ኣኼባታት—ፍቕሪ እተርእየሉ ኣጋጣሚታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ‘ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ዜነቓቕሕ’ ኣኼባታት
    ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ
  • ኣብ ኣሰምብሊታት ምሕጓስን ንኣምላኽ ምውዳስን
    ናይ የሆዋ መሰኻኽር—ኣብ ብዘላ ዓለም ሓቢሮም ፍቓድ ኣምላኽ ይፍጽሙ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሕዳር ገጽ 8
ኣሓት ኣብ ኣኼባ ዞባ የጣቕዓ

ክርስትያናዊ ህይወት

የሆዋ ዜድልየና ዘበለ ይፈልጥ እዩ

እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ምግቢ “ብግዜኡ” የቕርብ እዩ፣ እዚ ኸኣ፡ እቲ ነዚ ባርያ እዚ ዚመርሖ ዘሎ የሆዋ ብመንፈሳዊ መዳይ ዜድልየና ኸም ዚፈልጥ ይሕብር እዩ። (ማቴ 24:45) ኣኼባ ዞባን እቲ ኣብ መንጎ ሰሙን ዚግበር ኣኼባታትን ነዚ መረጋገጺ እዩ።

ነታ ጸብጻብ ኮሚተ ትምህርቲ 2017 ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ብተኣከብቲ ዝመልአ ስታድዮም

    ስለቲ ኣብ ኣኼባ ዞባ እንረኽቦ እዋናዊ ትምህርቲ መን እዩ ኺውደስ ዚግብኦ፧ ስለምንታይከ፧

  • ዕዮ ኣኼባ ዞባ ዚጅመር መዓስ እዩ፧

  • ኣገልግሎት ኣውድዮ/ቪድዮ ናይ ኣኼባ ዞባ ቪድዮ የዳልዉ

    እቲ ንኣኼባ ዞባ ዚኸውን ፍረ ነገራት ዚምረጽ ብኸመይ እዩ፧

  • ኣኼባ ዞባ ምድላው፡ እንታይ ዕዮ የጠቓልል፧

  • ኣገባብ መጽናዕቲ ጊልዓድ ነቲ ኣብ መንጎ ሰሙን ንዚቐርብ ትምህርቲ ንምድላው ዚጥቀም ብኸመይ እዩ፧

  • ሓደ ሓው ኣብ መንጎ ሰሙን ዚግበር ደብተር ኣኼባ ሒዙ

    ደብተር ኣኼባ ንምድላው እተፈላለየ ኽፍልታት ሓቢሩ ዚዓዪ ብኸመይ እዩ፧

ብዛዕባ እቲ ኻብ የሆዋ ዚቐርብ መንፈሳዊ መሰናድዎ እንታይ ይስምዓካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ