ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሕዳር ገጽ 4
  • ኣብ ሓቂ ምእንቲ ኽንጸንዕ ክንጋደል ኣሎና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ሓቂ ምእንቲ ኽንጸንዕ ክንጋደል ኣሎና
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ምእንቲ እታ እምነት ተጋደሉ’!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ካብ መልእኽትታት ዮሃንስን ይሁዳን ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ብዛዕባ እምነትን ኣኻይዳን ፍቕርን እተዋህበ ምኽሪ
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧
  • ብዛዕባ የሱስ ጸሓፉ
    ንደቅኻ ምሃሮም
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሕዳር ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ዮሃንስ 1-13፣ 3 ዮሃንስ 1-14–ይሁዳ 1-25

ኣብ ሓቂ ምእንቲ ኽንጸንዕ ክንጋደል ኣሎና

ይሁዳ 3

ሓደ ሰብኣይ ብጸባብ ኣፍ ደገ ንምእታው ይጋደል

የሱስ፡ “በታ ጸባብ ኣፍ ደገ ንምእታው ተጋደሉ” ዚብል ምሕጽንታ ሂቡ እዩ። (ሉቃ 13:24) ቃላት የሱስ፡ ስምረት ኣምላኽ ምእንቲ ኽንረክብ፡ ክንቃለስ ከም ዘሎና እዩ ዚሕብር። ብተመሳሳሊ፡ እቲ ንየሱስ ብኣደ ሓው ዝዀነ ይሁዳ እውን ብመንፈስ ተደሪኹ ‘ብእምነት ተጋደሉ’ ኢሉ ጽሒፉ እዩ። ነዚ ዚስዕብ ምግባር ትግሃት ይሓትት፦

  • ካብ ምንዝርና ምርሓቕ።—ይሁ 6, 7

  • ስልጣን ንዘለዎም ምኽባር።—ይሁ 8, 9

  • ነታ ‘ኻብ ኵሉ ንላዕሊ እተቐደሰት እምነትና፡’ ማለት ነቲ ኣብ ክርስትያናዊ ትምህርትታት ዘሎና እምነት ምድልዳል።—ይሁ 20, 21

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ