ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መስከረም ገጽ 6
  • መገዲ ሓጢኣትን ሞትን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መገዲ ሓጢኣትን ሞትን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ፈተና
    ንቕሑ!—2017
  • “ቅዱሳት ኩኑ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ዘይግቡእ ትምኒት ኪቈጻጸረካ ኣይትፍቀድ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ ኣብ ምድሪ ህይወት ፈጠረ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መስከረም ገጽ 6
ሓደ ሓው ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እተፈላለየ ፈተናታት ይሓስብ፦ ገንዝብን ናይ ስፖርት መኪናን ሽጋራን ተዃሻሚት ሰበይትን

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ያእቆብ 1-2

መገዲ ሓጢኣትን ሞትን

1:14, 15

ዘይግቡእ ሓሳባት ናብ ኣእምሮኻ ኺኣቱ ኸሎ፡ ነዚ ዚስዕብ ግበር፦

  • ናብ ካልእ ነገር ከተተኵር ሓያል ጻዕሪ ግበር።—ፊል 4:8

  • ብዛዕባ እቲ ኣብ ፈተና ምስ ወደቕካ ኼጋጥመካ ዚኽእል ጐዳኢ ሳዕቤን ኣስተንትን።—ዘዳ 32:29

  • ጸሊ።—ማቴ 26:41

ዘይግቡእ ሓሳባት ኪመጸካ ኸሎ፡ ነዚ ንምቕያር ብዛዕባ እንታይ ሃናጺ ነገራት ክትሓስብ ትኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ