ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መስከረም ገጽ 6
  • 30 መስከረም–6 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 30 መስከረም–6 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መስከረም ገጽ 6

30 መስከረም–6 ጥቅምቲ

ያእቆብ 1-2

  • መዝሙር 122ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “መገዲ ሓጢኣትን ሞትን”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ያእቆብ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ያእ 1:14—ዘይግቡእ ሓሳባት ብቐሊሉ ዘይግቡእ ትምኒታት ኬለዓዕል ይኽእል (g17.4 14)

    • ያእ 1:15—ዘይግቡእ ትምኒታት፡ መብዛሕትኡ ግዜ ናብ ሓጢኣትን ሞትን ይመርሕ (g17.4 14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ያእ 1:17—የሆዋ “ኣቦ ሰማያዊ ብርሃናት” እተባህለ ስለምንታይ እዩ፧ (it-2 253-254)

    • ያእ 2:8—“ንጉሳዊ ሕጊ” እንታይ እዩ፧ (it-2 222 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ያእ 2:10-26 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል። (th መጽናዕቲ 12)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 30 ¶4-5 (th መጽናዕቲ 13)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 45

  • “ብቐጻሊ ሕሰቡ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተኣማንነትካ ዜዳኽም ዘበለ ኣወግድ—ዘይግቡእ መዘናግዒ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉዳትኩም ካብቲ ብሞባይል ዚለኣኽ ብዕሉግ ነገራት ኪርሕቑ ኣዳልውዎም፦ (7 ደቒቕ) ኣብ ናይ ሕዳር 2013 ንቕሑ! ኣብ ገጽ 4-5 ተመርኲስካ ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 35፡ ¶28-36

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 89ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ