ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሚያዝያ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
  • ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (23 መጋቢት–19 ሚያዝያ)፦
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሚያዝያ ገጽ 1
ሰብ ሓዳር ንሓደ ሰብኣይ ናብ በዓል ዝኽሪ ይቕበልዎ

ንሓደ ሓድሽ ሰብ ናብ በዓል ዝኽሪ ይቕበልዎ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ የሱስ መን እዩ ነይሩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 16:16

ንዚቕጽል፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 20:28

ንዚቕጽል፦ ንመስዋእታዊ በጃ የሱስ ዘሎና ሞሳ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ንመስዋእታዊ በጃ የሱስ ዘሎና ሞሳ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ጥቕሲ፦ ዮሃ 17:3

ንዚቕጽል፦ ኣብ ኣኼባታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ እዩ ዚግበር፧

ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (23 መጋቢት–19 ሚያዝያ)፦

ኣብ ሓደ ኣገዳሲ ፍጻመ ኽትእከብ ክንዕድመካ ደሊና። እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ ንዓኻ እያ። ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ዓርቢ 19 ሚያዝያ ንሞት የሱስ ክርስቶስ ንምዝካር ኪእከቡ እዮም። እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ ከባቢና ዚግበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ። ኣብታ ቕድሚኣ ዘላ ሰሙን ንዚቐርብ፡ “ነታ ናይ ሓቂ ህይወት ንምርካብ ተመጣጠሩ” ዚብል መደረ ኽትሰምዕ እውን ንዕድመካ።

ንዚቕጽል (ተገዳስነት እንተ ደኣ ኣርእዩ)፦ የሱስ ስለምንታይ እዩ ሞይቱ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ