ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሓምለ ገጽ 8
  • ኣብ ኣፍ ደገ እተርእዮ ጽቡቕ ጠባይ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ኣፍ ደገ እተርእዮ ጽቡቕ ጠባይ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዕቤት ዜርኢ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኣፍ ቤትን ብተሌፎንን ምራሕ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ —ብብሮሹር ብስራት ኣምላኽ ኣብ ኣፍ ደገ ዄንካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ኣብ ኣፍ ቤትን ብተሌፎንን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምጅማር
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2005
  • ጽቡቕ ጠባይ—ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት ዝልለይሉ ባህሪ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2001
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሓምለ ገጽ 8

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣብ ኣፍ ደገ እተርእዮ ጽቡቕ ጠባይ

ሓደ ሓው ኣብ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍ ደገ ዀይኑ፡ ብመስኮት ተቐልቂሉ ይርኢ፣ ብሽኮቲ ይበልዕ፣ መልእኽቲ ይልእኽ

ክርስትያናት ‘ንዓለም ምርኢት’ እዮም። (1ቈረ 4:9) ስለዚ፡ ገሊኦም ሰብ ቤት ብመስኮት ተቐልቂሎም እንተ ረኣዩና ወይ ኣብ ማዕጾ ተጸጊዖም እንተ ሰምዑና ዜገርም ኣይኰነን። እታ ቤት ንሓለዋ ዚጠቅም ካሜራ ዀነ ነቲ ብዓል ቤት ኪዕዘብን ኪሰምዕን ኪቐድሕን ዚሕግዞ መጕልሒ ድምጺ ኺህልዋ ይኽእል እዩ። ገለ ኻብቲ ኣብ ኣፍ ደገ ኸተርእዮ ዚግባእ ጽቡቕ ጠባይ እስከ ንርአ።—2ቈረ 6:3።

ብጠባይካ (ፊል 1:27)፦

  • እቲ ብዓል ቤት ከም እተዳፈርካዮ ዀይኑ ምእንቲ ኸይስምዖ፡ ናብ ቤቱ ተቕልቂልካ ኣይትጠምት። ኣብ ኣፍ ደገ ዄንካ፡ ኣይትብላዕ፡ ኣይትስተ፡ ወይ ከኣ ተሌፎን ኣይትደውል ወይ መልእኽቲ ኣይትስደድ

ብኣዘራርባኻ (ኤፌ 4:29)፦

  • ኣብ ኣፍ ደገ ዄንካ፡ እቲ ብዓል ቤት ኪሰምዖ ዘይትደልዮ ነገር ኣይትዛረብ። አረ ገሊኦም ኣስፋሕትስ፡ ብዛዕባ ዚዛረብዎ ነገር ሓሳባቶም ምእንቲ ኺጥርንፉ፡ ብሕም ከይብሉ ኺመርጹ ይኽእሉ እዮም

ክልተ ኣሕዋት ኣብ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍ ደገ ጸጥ ኢሎም ደው ይብሉ፣ እቲ ብዓል ቤት ከኣ ብጩራ ይርእዮም

ኣብ ኣፍ ደገ ኸተርእዮ ኻብ እትኽእል ጽቡቕ ጠባይ እንታይ ካልእ ኣብነታት ክትጠቅስ ትኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ