ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሓምለ ገጽ 7
  • 31 ሓምለ–6 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 31 ሓምለ–6 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሓምለ ገጽ 7

31 ሓምለ–6 ነሓሰ

ህዝቅኤል 24–27

  • መዝሙር 118ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣንጻር ጢሮስ እተነግረ ትንቢት፡ ኣብ ቃል የሆዋ ንዘሎና እምንቶ የድልድሎ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 26:3, 4—የሆዋ ልዕሊ 250 ዓመት ኣቐዲሙ ጢሮስ ከም እትዓኑ ተነብዩ ነበረ (bsi07 ገጽ 7 ሕ.ጽ. 4)

    • ህዝ 26:7-11—ህዝቅኤል ስም እታ ንጢሮስ እትወርራ ሃገርን ስም መራሒኣን ጠቒሱ ኣሎ (ce-E 216 ¶3)

    • ህዝ 26:4, 12—ህዝቅኤል መናድቕን ኣባይትን ሓመድን ጢሮስ ናብ ማይ ከም ዚድርበ ተነብዩ ነበረ (it-1-E 70)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 24:6, 12—ምራተ እቲ ድስቲ እንታይ እዩ ዜመልክት፧ (w07 1/7 14 ¶2)

    • ህዝ 24:16, 17—ህዝቅኤል ሰበይቱ ምስ ሞተት ኪሓዝን ዘየድለዮ ስለምንታይ እዩ፧ (w88-E 15/9 21 ¶24)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 25:1-11

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዝመረጽካዮ ትራክት—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዝመረጽካዮ ትራክት—ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 23 ¶13-15—ናብ ኣኼባታት ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 139

  • ኣብ ቃል ኣምላኽ ዘላትና እምነት፡ ፈተናታት ክንጻወር ትሕግዘና፦ (15 ደቒቕ) ከም ኢሳይያስ 33:24፣ 65:21, 22፣ ዮሃንስ 5:28, 29፣ ወይ ራእይ 21:4 ኣብ ዝኣመሰለ ጥቕስታት እተመስረተ ምይይጥ። ነታ መንግስቲ ኣምላኽ እተምጽኦ ረብሓታት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ብፍላይ ፈተናታት ኬጋጥሞም ከሎ፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ከም ዘለዉ ገይሮም ብኣእምሮኦም ኪስእሉ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 20 ሕ.ጽ. 14-26፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 151ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ