ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሓምለ ገጽ 6
  • ንግስና ናይቲ ሕጋዊ መሰል ዘለዎ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንግስና ናይቲ ሕጋዊ መሰል ዘለዎ እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ነቲ ብስራት ክማጐተሉን ብሕጊ ኽስርቶን”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ኣገልግሎትና ምእንቲ ኽንፍጽም፡ የሆዋ ብኸመይ ይሕግዘና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ህዝቅኤል መልእኽቲ ኣምላኽ ተሓጒሱ ይእውጅ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ካብ ትንቢት ህዝቅኤል ዚጐልሕ ነጥብታት—1ይ ክፋል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሓምለ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 21-23

ንግስና ናይቲ ሕጋዊ መሰል ዘለዎ እዩ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

ብመሰረት ትንቢት ህዝቅኤል፡ የሱስ ንጉሳዊ ስልጣን ንምሓዝ “ሕጋዊ መሰል” ነበሮ።

  • ይሁዳ

    ዘፍ 49:10

    እቲ መሲሕ ካበየናይ ነገድ እዩ መጺኡ፧

  • ዳዊት

    2ሳሙ 7:12, 16

    ናይ መንግስቲ መን መንግስቲ እያ ንዘለኣለም እትቐውም፧

  • ዮሴፍ

    ማቴ 1:16

    ማቴዎስ ሕጋዊ መስመር ወለዶ እቲ መሲሕ ብመን ኣቢሉ ኸም ዝዀነ እዩ ገሊጹ፧

የሱስ

ካብቲ የሆዋ ንንግስነት የሱስ ብሕጋዊ መገዲ ኬቝሞ ዝገበሮ ውሳነ እንታይ ትምሃር፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ