ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 29-31
የሆዋ ብዛዕባ ሓድሽ ኪዳን ተነበየ
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
የሆዋ፡ ሕጊ ሙሴ ብሓድሽ ኪዳን ከም ዚትካእን ዘለኣለማዊ ረብሓታት ከም ዚህልዎን ተነበየ
ሕጊ ሙሴ |
ሓድሽ ኪዳን |
|
|---|---|---|
የሆዋን ብስጋ እስራኤላውያንን |
ተኻፈልቲ |
የሆዋን መንፈሳውያን እስራኤላውያንን |
ሙሴ |
ማእከላይ |
የሱስ ክርስቶስ |
መስዋእቲ እንስሳታት |
ሕጋዊ ዝዀነሉ |
መስዋእቲ የሱስ |
ጽላት እምኒ |
እተጻሕፈ |
ልቢ ሰባት |