ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥሪ ገጽ 5
  • የሆዋ ነቲ ዘተስፈዎ ተስፋ ኸይፈጸሞ ኣይተርፍን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ነቲ ዘተስፈዎ ተስፋ ኸይፈጸሞ ኣይተርፍን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰሌዳ ግዜ 3ይ ክፋል
    ብትብዓት ምስ ኣምላኽ ተመላለስ
  • ካብ መጽሓፍ እዝራ ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ሰሌዳ ግዜ 2ይ ክፋል
    ብትብዓት ምስ ኣምላኽ ተመላለስ
  • መጽናዕቲ ቝጽሪ 3-ንፍጻመታት ብመስርዕ ግዜ ምቕማር
    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ” ሓቅነቱ እተረጋገጸን ጠቓምን እዩ፣ መጽናዕቲ ቝ. 3
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥሪ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዝራ 1-5

የሆዋ ነቲ ዘተስፈዎ ተስፋ ኸይፈጸሞ ኣይተርፍን

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
እስራኤላውያን ኣብ የሩሳሌም ነታ ቤተ መቕደስ ዳግም ኪሃንጽዋ ኸለዉ

የሆዋ ኣብ ቤተ መቕደስ የሩሳሌም ናይ ሓቂ ኣምልኾ ኸም ዚመልስ ኣተስፍዩ ነይሩ እዩ። እቶም ምሩኻት ካብ ባቢሎን ምስ ተመልሱ ግና፡ ብዙሕ ዕንቅፋታት ኣጋጢምዎም ነይሩ እዩ። ሓደ ኻብኡ ድማ፡ እቲ ህንጸት ደው ኪብል ዚእዝዝ ንጉሳዊ ትእዛዝ እዩ ነይሩ። ብዙሓት ከኣ እቲ ዕዮ ዘይዛዘም ኰይኑ ተሰሚዕዎም ነይሩ።

  1. ከ. 537 ቅ.ክ.

    ቂሮስ እታ ቤተ መቕደስ ዳግም ክትህነጽ ኣዋጅ ኣውጽአ

  2. 3:3

    ሻውዐይቲ ወርሒ

    መሰውኢ ቘመ፣ መስዋእቲ ቐረበ

  3. 3:10, 11

    536 ቅ.ክ.

    መሰረት ተሰረተ

  4. 4:23, 24

    522 ቅ.ክ.

    ንጉስ ኣርታሕሻስታ ነቲ ህንጸት ደው ኣበሎ

  5. 5:1, 2

    520 ቅ.ክ.

    ዘካርያስን ሃጌን ነቶም ህዝቢ፡ ህንጸት ኪጅምሩ ኣተባብዕዎም

  6. 6:15

    515 ቅ.ክ.

    ህንጸት ቤተ መቕደስ ተፈጸመ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ