ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ዜና መዋእል 33-36
የሆዋ ንናይ ሓቂ ንስሓ ኣኽቢሩ ይርእዮ
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ምናሴ
ብኣሶራውያን ኪማረኽን ብመቝሕ ተኣሲሩ ናብ ባቢሎን ኪውሰድን የሆዋ ፈቐደ
ከይተማረኸ ኸሎ ዝነበረ ግዝኣት
ንናይ ሓሶት ኣማልኽቲ መሰውኢታት ሰርሐ
ንደቁ ሰውኦም
ንጹህ ደም ኣፍሰሰ
ኣብ መላእ እታ ሃገር መናፍስታዊ ተግባራት ኣስፋሕፍሐ
ካብ ምርኮ ምስ ተመልሰ ዝነበረ ግዝኣት
ኣዝዩ ርእሱ ኣትሓተ
ናብ የሆዋ ጸለየ፣ መስዋእቲ ኣቕረበ
መሰውኢታት ናይ ሓሶት ኣማልኽቲ ኣርሓቐ
ነቶም ህዝቢ ንየሆዋ ኼምልኽዎ ኣተባብዖም
ዮስያስ
ኣብ ዚገዝኣሉ እዋን
ንየሆዋ ደለዮ
ንይሁዳን ንየሩሳሌምን ኣጽረየን
ቤት የሆዋ ጸገነ፣ መጽሓፍ ሕጊ ረኸበ