ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥሪ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ግምቢ ዘብዐኛ
  • ግምቢ ዘብዐኛ (ኣብ ድሕሪት ገጽ)
  • ብስራት ኣምላኽ
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥሪ ገጽ 1
ኣብ ማዳጋስካር፡ ኣሓት ብሮሹር ብስራት ተጠቒመን ኪሰብካ ኸለዋ

ኣብ ማዳጋስካር፡ ኣሓት ብሮሹር ብስራት ተጠቒመን ኪሰብካ ኸለዋ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ

መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ፡ ቍ. 1 2016 | ስለምንታይ ብቕንዕና እትመላለስ፧

ሕቶ፦ ኵሉ ሰብ በዚ ስርዓት እዚ እንተ ዚነብር ነይሩ፡ ዓለም ምተመሓየሸትዶ ይመስለካ፧

ጥቕሲ፦ እብ 13:18

መፋለጢ፦ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኵሉ ነገር ቅንዕና ኺህልወና የተባብዓና እዩ። ስለዚ፡ ቅንዕና ንዅሉ መዳይ ህይወትና ዚትንክፍ እዩ። ፍረ ነገር እዛ ግምቢ ዘብዐኛ ብዛዕባ እዚ እዩ ዚገልጽ።

ግምቢ ዘብዐኛ (ኣብ ድሕሪት ገጽ)

ሕቶ፦ ብዛዕባ እዛ ሕቶ እዚኣ ዘሎካ ርእይቶ ኽፈልጥ ምደለኹ። [ነታ ናይ መጀመርታ ሕቶ ኣንብባ።] ገሊኦም ብገለ መገዲ ምንባር ከም እንቕጽል ኪኣምኑ ኸለዉ፡ ገሊኦም ግና ሞት መወዳእታ ዅሉ ነገር ምዃኑ ይኣምኑ እዮም። ንስኻኸ እንታይ ትኣምን፧

ጥቕሲ፦ መክ 9:5

መፋለጢ፦ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ እንታይ ከም ዚብል ዝያዳ ትገልጽ እያ። ኣንብባ እሞ፡ ብዛዕባ እዚ ኻልእ እዋን ክንመያየጥ ንኽእል ኢና።

ብስራት ኣምላኽ

ብሮሹር ብስራት ኣምላኽ

መፋለጢ፦ ብናጻ ብዛዕባ እንህቦ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክነግረካ እየ መጺአ። እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ ኣገዳሲ ንዝዀነ ሕቶታት ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ምላሽ ክትረኽበሉ ኸም እትኽእል ትሕብር።

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢብካ ትፈልጥዶ፧ እቲ ትምህርትታት ኣብዛ ብሮሹር እዚኣ ኽሳዕ ክንደይ ብቐሊል መገዲ ኸም እተገልጸ ኸርእየካ። [ነታ ኣብ ትምህርቲ 2 ዘላ 1ይቲ ሕቶ ተመያየጡላ።]

ሕቶ፦ ራእይ 4:11

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ