ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/13 ገጽ 8
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 4/13 ገጽ 8

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብታ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ከምዚ ዚስዕብ ክትብል ትኽእል ኢኻ፦

“ንኽልቴና ዜሰማምዓና ሓደ ነገር ኣሎ፡ እዚ ድማ ክልቴና ጌጋታት ንፍጽም ምዃንና እዩ። ኣምላኽ ንዜስካሕክሕ ተግባራት እውን እንተ ዀነ ይቕረ ኺብሎ ይኽእል እዩ ኢልካ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧” [መልሲ ተጸበ።] ነቲ ብዓል ቤት፡ ነታ ኣብ ናይ 1 ግንቦት ግምቢ ዘብዐኛ ኣብ ገጽ 15 እትርከብ ዓንቀጽ ኣርእዮ እሞ፡ ኣብ ትሕቲ እታ ናይ መጀመርታ ሕቶ ንዘሎ ሓሳባትን እንተ ወሓደ ንሓደ ኻብቲ ጥቕስታትን ተመያየጡሉ። ነተን መጽሔታት ኣበርክተሉ፣ ነታ ስዒባ ዘላ ሕቶ ምእንቲ ኽትመያየጡላ ድማ፡ ቈጸራ ግበር።

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ግንቦት

“ብዛዕባ እዚ፡ ርእይቶኻ እንታይ ምዃኑ ኽንፈልጥ ምደለና። [1 ዮሃንስ 4:8 ኣንብብ።] መብዛሕትኦም ሰባት ምስዚ ሓሳብ እዚ ይሰማምዑ እዮም፣ ካልኦት ግና፡ ኣምላኽ ጠንቂ ባህርያዊ ሓደጋታት ስለ ዝዀነ ወይ ድማ እንተ ወሓደ ንኼጋጥም ስለ ዚፈቅድ፡ ጨካን ኪኸውን ኣለዎ ኢሎም ይሓስቡ። ንስኻኸ እንታይ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ንኣምላኽ ብጌጋ ኸም ጨካን ጌርና ኽንርእዮ ዘይብልና ስለምንታይ ምዃኑ ዚገልጽ ዜእምን መርትዖታት ተቕርብ።”

ንቕሑ! ግንቦት

“ምስ ጐረባብትና ብዛዕባ ሓደ ዜጨንቕ ጸገም፡ ማለት ብዛዕባ ገበን ንዘራረብ ኣለና። ገሊኣቶም ንገበን ንምቍጽጻር ዚሕግዝ መፍትሒ፡ ቍጽሪ ፖሊስ ምውሳኽ ከም ዝዀነ ይሓስቡ። ንስኻኸ እንታይ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] መጽሓፍ ቅዱስ፡ ገበን ኬኽትም ምዃኑ ኸም ዚመባጻዕ ትፈልጥዶ፧ [መዝሙር 37:10, 11 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ነዚ ዜረጋግጽ ሓሳባት ትህብ፣ ንርእስና ኻብ ገበን ክንሕልዋ እንኽእለሉ እተወሰነ ግብራዊ ስጕምትታት ድማ ትጠቅስ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ