17-23 ነሓሰ
ኤርምያስ 26–28
መዝሙር 77ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ብናይ ሓሶት ነብያት ኣይትተዓሾ
(10 ደቒቕ)
እቲ ነብዪ ኣምላኽ ዝነበረ ኤርምያስ ህይወት ዜድሕን መምርሒ ሂቡ (ኤር 26:2-6)
ናይ ሓሶት ነብያት ኣንጻር እቲ ኤርምያስ ዝሃቦ መምርሒ ተዛሪቦም (ኤር 27:14, 15)
ዝሰማዕናዮ መምርሒ ኻብ ውድብ የሆዋ ወይ ካብ ጸላእቲ ኣምላኽ ዝመጸ እንተ ዀይኑ ኸነረጋግጽ ኣሎና (w24.07 12 ¶13-15)
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኤር 26:20-23—ኤርምያስ ካብ ኡርያ እንታይ ተማሂሩ ኪኸውን ይኽእል፧ (jr 122 ¶18)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኤር 28:5-17 (th መጽናዕቲ 5)
4. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 4)
5. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ካብቲ ኣብ ብሮሹር ሰባት ኣፍቅር፡ መመላእታ ጽሑፍ ሀ ዘሎ ሓንቲ ሓቂ ኣካፍል። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 3)
6. ደቀ መዛሙርቲ ምግባር
መዝሙር 16
7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) wcg ምዕ. 4