10-16 ነሓሰ
ኤርምያስ 24–25
መዝሙር 124ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ን“በለስ” ጽቡቕ ወይ ሕማቕ ዚገብሮ እንታይ እዩ፧
(10 ደቒቕ)
እቶም እተነስሑ ምሩኻት ኣይሁድ ከም ጽቡቕ በለስ እዮም ነይሮም (ኤር 24:1, 2, 5-7፣ w94 1/3 10 ¶6)
እቶም ዘይእዙዛት ዝነበሩ ዘይተነስሑ ኣይሁድ ከም ሕማቕ በለስ እዮም ነይሮም (ኤር 24:8-10፣ w94 1/3 11 ¶10፣ it “ግብጺ፡ ግብጻውያን” ¶74-mwbr)
ክርስትያናት ብቕንዕና ርእሶም ብምምርማርን ዜድሊ ምትዕርራያት ብምግባርን ከም ጽቡቕ በለስ ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም (w13 15/3 10 ¶10-11)
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኤር 25:8, 9, 12—የሆዋ፡ ባቢሎን ከም ‘ኣገልጋሊቱ’ ዀይና ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ፍርዲ ፈጺማ ኽነሳ፡ ዝቐጽዓ ስለምንታይ እዩ፧ (it “መንግስቲ ኣምላኽ” ¶36-mwbr)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኤር 24:1-10 (th መጽናዕቲ 5)
4. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እዋናዊ ብዝዀነ ርእሰ ነገር ዝርርብ ድሕሪ ምጅማርካ፡ ንዝርርብኩም ናብቲ ነቲ ብዓል ቤት ዜገድሶ ርእሰ ነገር ቀይሮ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 5)
5. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ካብቲ ኣብ ብሮሹር ሰባት ኣፍቅር፡ መመላእታ ጽሑፍ ሀ ዘሎ ሓንቲ ሓቂ ኣካፍል። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)
6. ደቀ መዛሙርቲ ምግባር
(4 ደቒቕ) ወልፊ ንምግዳፍ ይቃለስ ንዘሎ ተምሃራይ መጽሓፍ ቅዱስካ ኣተባብዓዮ። (lmd ትምህርቲ 12 ነጥቢ 4)
መዝሙር 65
7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) wcg ምዕ. 3