ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb26 ሓምለ ገጽ 10
  • 3-9 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3-9 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
mwb26 ሓምለ ገጽ 10

3-9 ነሓሰ

ኤርምያስ 22–23

መዝሙር 40ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ኣገዳስነት ሕያዎት ጓሶት

(10 ደቒቕ)

ኣብ ይሁዳ ዝነበሩ ጓሶት ንህዝቢ ኣምላኽ ዕሽሽ ኢሎምዎም ነይሮም (ኤር 23:2፣ ህዝ 34:2-5)

እቶም ናይ ሓሶት ነብያት ብቓላቶምን ብተግባራቶምን ነቶም ህዝቢ ኣብ ሓጢኣት ኪጽመዱ ደፋፊኦምዎም (ኤር 23:14, 15፣ w94 1/3 4 ¶4፣ it “ክሕደት” ¶4-mwbr)

ክርስትያናት ሓለውቲ ነተን መጓሰ ብህንጥዮት ይጓስይወንን ጽቡቕ ኣብነት ይዀንወንን (1ጴጥ 5:2, 3)

ሓደ መራሒ ሃይማኖት ኣብ ይሁዳ ኣብ ዚርከብ ዕዳጋ ጣኦት ይዕድግ። ገሊኦም እስራኤላውያን ድማ ይርእይዎ።

ንምርምር ዚኸውን፦ ፍጻመ እቲ ኣብ ኤርምያስ 23:5, 6 ዘሎ ትንቢት ንህዝቢ ኣምላኽ ዚጠቕሞም ብኸመይ እዩ፧

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ኤር 23:33—“ጾር የሆዋ” እንታይ እዩ፧ (w07 15/3 11 ¶1)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ኤር 23:25-36 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ቪድዮ ኣፋልጥ። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 4)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ብዛዕባ ኣብ ዝሓለፈ እተመያየጥኩምሉ ርእሰ ነገር ዝሓዘት መጽሔት ኣበርክት። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)

6. መደረ

(4 ደቒቕ) lmd መመላእታ ጽሑፍ ሀ ነጥቢ 19—ፍረ ነገር፦ የሱስ ወዲ ኣምላኽ እዩ። (th መጽናዕቲ 15)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 103

7. ግስጋሰ ታሪኽና—ኣመሓዳሪ ኣካል ሓድነት ይዕቅብ—1ይ ክፋል

(15 ደቒቕ) ምይይጥ።

ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦

  • ኢንተርነትን ካልእ ቴክኖሎጅን ቅድሚ ምትእትታዉ፡ ኣመሓዳሪ ኣካል ሕያዋይ ጓሳ ምዃኑ ዘመስከረ ብኸመይ እዩ፧

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) wcg ምዕ. 2

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 60ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ