22-28 ሰነ
ኤርምያስ 9–10
መዝሙር 5ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ብምንታይ ኢኻ እትምካሕ፧
(10 ደቒቕ)
ብኽእለትካን ብዝረኸብካዮ ኣሳልጦን ንኻልኦት ክትምስጥ ኣይትፈትን (ኤር 9:23፣ w20.07 6 ¶13-15)
ብየሆዋ እትምክሓሉ ኣጋጣሚታት ኣናዲ (ኤር 9:24፣ w25.05 30 ¶14)
ኣብነት ትሕትና ሃዋርያ ጳውሎስ ስዓብ (1ቈረ 2:1-5፣ it “ጥበብ” ¶25-26-mwbr)
እቲ እንምክሓሉ ነገር ንኻልኦት እንተስ ብሕማቕ እንተስ ብጽቡቕ ኪጸልዎም ይኽእል እዩ
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኤር 10:21—ክርስትያናት ሽማግለታት ካብዛ ፍቕዲ እንታይ ትምህርቲ ኺረኽቡ ይኽእሉ፧ (jr 133-134 ¶11-12)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኤር 9:13-24 (th መጽናዕቲ 12)
4. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 5)
5. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 4)
6. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። (lmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 3)
መዝሙር 48
7. ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኣተኵር እምበር ኣይትታለል (ኤር 10:23)
(15 ደቒቕ) ምይይጥ።
ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦
ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ንዘሎና ኣረኣእያ ኼሕወዝውዞ ዚኽእል እንታይ እዩ፧ ከይንዕሾኸ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧
8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 96-97