ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb26 ግንቦት ገጽ 15
  • 29 ሰነ–5 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 29 ሰነ–5 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
mwb26 ግንቦት ገጽ 15

29 ሰነ–5 ሓምለ

ኤርምያስ 11–12

መዝሙር 106ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ‘ምስ ኣፍራስ ብኸመይ ትቀዳደም፧’

(10 ደቒቕ)

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከም ምዃንና መጠን፡ ከም ኤርምያስ መስጐጕቲ ኼጋጥመና ንጽበ ኢና (ኤር 11:21፣ w04 1/11 16 ¶12)

ኣብ መጻኢ ዜጋጥመና በዳሂ ፈተናታት ምስ ኣፍራስ ከም ምቅድዳም ኪኸውን ይኽእል እዩ (ኤር 12:5፣ w11 15/3 32 ¶19)

ሕጂ ሕውነታዊት ፍቕሪ እንተ ኣማዕቢልና ኣብ እዋን ብርቱዕ ጸበባ በዳሂ ዅነታት ክንጻወር ኪሕግዘና እዩ (ኢሳ 26:20፣ w23.07 6-7 ¶15-16)

ስእልታት፦ 1. መንእሰያት ኣሕዋት ምስ ሓደ ብዕድመ ዝደፍአ ሓው ካርታ ይጻወቱ። 2. እቶም መንእሰያት ኣሕዋት፡ ምስ ካልኦት ኰይኖም ኣብ እዋን እቲ ብርቱዕ ጸበባ ኣብ ትሕቲ ምድሪ መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዑ።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ኤር 12:1, 3—እዘን ፍቕድታት ብዛዕባ እቲ ኤርምያስ ምስ የሆዋ ዝነበሮ ርክብ ዚገልጻልና ብኸመይ እየን፧ (jr 118 ¶11)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ኤር 12:1-11 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ብዘረባኡ ወይ ብተግባሩ ለውሃት ምስ ዘርኣየ ሰብ ዝርርብ ጀምር። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 4)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ወላዲ እዩ። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 3)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) lmd መመላእታ ጽሑፍ ሀ ነጥቢ 17—ፍረ ነገር፦ የሱስ ዓብዪ መምህር እዩ ነይሩ፣ ምኽሩ እውን ወትሩ ይዓዪ እዩ። (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 109

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 98-99

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 69ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ