ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb26 ግንቦት ገጽ 4
  • 11-17 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 11-17 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
mwb26 ግንቦት ገጽ 4

11-17 ግንቦት

ኢሳይያስ 60–61

መዝሙር 146ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. “ተንስኢ፡ ብርሂ”

(10 ደቒቕ)

ኣብ ኢሳይያስ 60:1 ዘሎ ሓሳባት፡ ንጥንታዊት የሩሳሌም እዩ ዜመልክት (ኢሳ 60:1, 2፣ w24.07 30 ¶1-2)

እቲ ኣብ ኢሳይያስ ምዕራፍ 60 ዘሎ ብዛዕባ ምምላስ ዚገልጽ ትንቢታት ኣብ ጥንታዊት የሩሳሌም ብኸፊል ጥራይ እዩ ተፈጺሙ (w24.07 30 ¶3-4)

እዚ ትንቢታት ኣብታ “ናይ ላዕሊ የሩሳሌም” እዩ ዝዓበየ ፍጻመኡ ዚረክብ (ገላ 4:26፣ w24.07 30 ¶5–31 ¶2)

ሰባት ኣብ ገነታዊት ምድሪ ይነብሩ። ብማዕዶ እቲ ኻብታ ምሳልያዊት ከተማ ዝዀነት ሓዳስ የሩሳሌም ዚውሕዝ ፈለግ ይርአ። ኣብ ክልቲኡ ሸነኽ እቲ ፈለግ ልሙዕ ኣእዋም ኣሎ።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ኢሳ 61:1—የሱስ ነዚ ትንቢት ብኸመይ እዩ ፈጺምዎ፧ (ሉቃ 4:18-21፣ w19.12 11 ¶10-11)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ኢሳ 61:1-9 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ብዛዕባ ስም ኣምላኽ ንገሮ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። እቲ ሰብ ኣብ ዝሓለፈ ምይይጥኩም፡ ሰቡ ኸም ዝሞቶ ነጊሩካ ነይሩ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 4)

6. ደቀ መዛሙርቲ ምግባር

(5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 19 ነጥቢ 5 (lmd ትምህርቲ 11 ነጥቢ 4)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 156

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 84-85

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 119ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ