4-10 ግንቦት
ኢሳይያስ 58–59
መዝሙር 21ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧
(10 ደቒቕ)
ተቐባሊ ኣጋይሽ ብምዃን (ኢሳ 58:7-9)
ንመንፈሳዊ ነገራት ቀዳምነት ብምሃብ (ኢሳ 58:13, 14፣ w06 15/6 22 ¶9)
የሆዋ ኸም ዚሓልየልካ ብምትእምማን (ኢሳ 59:1፣ w13 15/1 13 ¶5-6)
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘እስራኤላውያን በረኸት የሆዋ ዝሰኣኑ ስለምንታይ እዮም፧ ኣነኸ ኻባታቶም እንታይ መለበሚ እየ ዝረክብ፧’ (ኢሳ 58:1-5፣ it “ጾም” ¶3-mwbr)
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኢሳ 59:11—ኢሳይያስ፡ እስራኤላውያን “ከም ድብታት ሕኒን” ከም ዚብሉ ኺገልጽ ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧ (it “ድቢ” ¶6-mwbr)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኢሳ 59:1-12 (th መጽናዕቲ 10)
4. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ዝርርብ ንምጅማር ትራክት ተጠቐም። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 5)
5. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ካብቲ ኣብ ብሮሹር ሰባት ኣፍቅር፡ መመላእታ ጽሑፍ ሀ ዘሎ ሓንቲ ሓቂ ኣካፍል። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 4)
6. መደረ
(5 ደቒቕ) lmd መመላእታ ጽሑፍ ሀ ነጥቢ 16—ፍረ ነገር፦ ኣዘውቲርና ኽንጽሊ ኣሎና። (th መጽናዕቲ 8)
መዝሙር 100
7. ‘ተቐባሊ ጋሻ ኹን’
(15 ደቒቕ) ምይይጥ።
ጳውሎስ ንክርስትያናት “ተቐበልቲ ጋሻ ኹኑ” ብምባል ኣተባቢዕዎም ኣሎ። (ሮሜ 12:13፣ w09 15/10 6 ¶13፣ w96 1/10 9 ¶3፣ 11 ¶11, 12) እቶም ነዚ ምኽሩ ዚስዕብዎ ብዙሕ በረኸት ይረኽቡ እዮም።—ምሳ 11:25።
ነታ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ተቐባል ጋሻ ኹን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዘን ዚስዕባ ሕቶታት ሕተቶም፦
ካብዛ ቪድዮ ጋሻ ብዛዕባ ምቕባል እንታይ ተማሂርካ፧
ተቐባሊ ጋሻ ብምዃንካ እንታይ ጥቕሚ ረኺብካ፧
ጋሻ ብምቕባል ዝመጸ የሆዋ ብሉጽ ኣብነት እዩ። (ግብ 14:17) ዘዳግም 10:17, 18 ኣንብብ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዘን ዚስዕባ ሕቶታት ሕተቶም፦
ጋሻ ብምቕባል ዝመጸ ኻብ የሆዋ እንታይ ትምሃር፧
ካብ ናይ ቀረባ ፈተውትና ወጻኢ፡ ጋሻ ምስ እንቕበል ብኸመይ ንጥቀም፧
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተጠቕሱ ኣብነታውያን ተቐበልቲ ኣጋይሽ በዓል መን ኣለው፧ ካባታቶምከ እንታይ ትምሃር፧
ጋሻ እትቕበለሉ መዳያት ሕሰብ፡ ንሸቶታትካ ድማ ኣብዚ ጽሓፍ፦
8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 82-83