ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb26 መጋቢት ገጽ 11-16
  • 13-19 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 13-19 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
mwb26 መጋቢት ገጽ 11-16

13-19 ሚያዝያ

ኢሳይያስ 52–53

መዝሙር 18ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

[ስእሊ ገበር]

የሱስ ናብቲ ዚቕተለሉ ቦታ ይኸይድ

1. የሱስ ዘርኣያ ዓባይ ፍቕሪ

(10 ደቒቕ)

የሱስ ተናዒቑ (ኢሳ 53:3፣ ማቴ 26:67, 68፣ w10 15/11 7 ¶2)

መከራ ጸጊቡ (ኢሳ 53:7፣ ip-2 205 ¶25-mwbr)

ፍቓድ ኣምላኽ ኪገብርን ሓጢኣትና ኺስከምን ኢሉ መከራ ኺጸግብ ፍቕሪ ደሪኻቶ (ኢሳ 53:10-12፣ ዮሃ 14:31፣ 15:13)

የሱስ ገጹ ተሸፊኑ፡ መራሕቲ ሃይማኖት ድማ ከቢቦምዎ። ሓደ ኻብቶም መራሕቲ ይወቕዖ።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ኢሳ 52:11—ግብራዊ ኣወዓዕላ እዚ ትንቢታዊ ትእዛዝ ግለጽ። (it “ኣቕሑ” ¶2-mwbr)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ኢሳ 53:3-12 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 4)

5. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ካብቲ ኣብ ብሮሹር ሰባት ኣፍቅር፡ መመላእታ ጽሑፍ ሀ ዘሎ ሓንቲ ሓቂ ኣካፍል። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 3)

6. ንግዱሳት ምክትታል

(5 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ኣብ በዓል ዝኽሪ ንዝተኣከበ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (lmd ትምህርቲ 8 ነጥቢ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 20

7. ዓርኪ የሆዋ ኹን—ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ

(15 ደቒቕ) ምይይጥ።

“ዓርኪ የሆዋ ኹን—ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። የሱስ ሰማያዊ ንጉስ ኰይኑ።

ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦

  • መስዋእቲ የሱስ ውህበት ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧

  • ንመስዋእቲ የሱስ ዘሎና ሞሳ ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 76-77

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 57ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ