ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb26 መጋቢት ገጽ 10
  • 6-12 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 6-12 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
mwb26 መጋቢት ገጽ 10

6-12 ሚያዝያ

ኢሳይያስ 50–51

መዝሙር 88ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ነቲ ብኣምላኽ እተማህረ ስምዕዎ

(10 ደቒቕ)

የሆዋ ንየሱስ፡ ሰብ ቅድሚ ምዃኑ ምሂርዎ እዩ (ኢሳ 50:4፣ kr 182 ¶5)

የሱስ ብህንጥዮት ይምሃር ነይሩ (ኢሳ 50:5፣ cf 133 ¶13)

እቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎ፡ ንድምጺ እቲ ኣገልጋሊኡ ዝዀነ የሱስ ይሰምዑ (ኢሳ 50:10፣ ዮሃ 10:27)

የሱስ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ንእተኣከቡ ሰባት ይዛረብ።

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ብየሆዋ ኽስልጥን ከለኹ፡ ንህንጡይነት የሱስ ክቐድሖ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧—1ጴጥ 2:21።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ኢሳ 51:1—ትርጉም እዛ ጥቕሲ እንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ (it “እምኒ ዚፍሓረሉ ቦታ” ¶2-mwbr)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ኢሳ 50:1-11 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ንመሳርሕትኻ ብዛዕባ በዓል ዝኽሪ ንገሮ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 4)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ኣብ በዓል ዝኽሪ ንእተኣከበ ብዓል ቤት፡ ናብ ዚቕጽል ኣኼባ ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 4)

6. እምነትካ ምግላጽ

(5 ደቒቕ) መርኣያ። ijwbq ዓንቀጽ 140 ¶4—ፍረ ነገር፦ ንምድሓን ብየሱስ ክንኣምን ጥራይ ድዩ ዜድልየና፧ (lmd ትምህርቲ 11 ነጥቢ 5)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 99

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) lfb መእተዊ መበል 12 ኽፋል ከምኡ እውን ትምህርቲ 74-75

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 13ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ