9-15 መጋቢት
ኢሳይያስ 43-44
መዝሙር 63ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ክልተ ዘመን ኣቐዲሙ እተነግረ ትንቢት
(10 ደቒቕ)
ኣፍላግ ባቢሎን ከም ‘ዚነቅጽ’ (ኢሳ 44:27፣ gm 123-124 ¶16-17-mwbr)
ኣምላኽ ንቂሮስ ንጉስ ፋርስ ከም ‘ጓሳ’ ይጥቀመሉ (ኢሳ 44:28ሀ፣ it “ቂሮስ” ¶7-mwbr)
ቂሮስ ህዝቢ ኣምላኽ ናብ የሩሳሌም ተመሊሶም ነታ ኸተማን ነታ ቤተ መቕደስን ዳግም ኪሃንጽዋ ኸም ዚሰዶም (እዝ 1:1-3፣ ኢሳ 44:28ለ፣ it “ቂሮስ” ¶17-mwbr)
ንምርምር ዚኸውን፦ ቂሮስ ነቲ ኣብ ኢሳይያስ 45:1-4 ዘሎ ትንቢት ዝፈጸሞ ብኸመይ እዩ፧
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኢሳ 44:28—የሆዋ፡ ቂሮስ ኬምልኾ ኸም ዘየገደዶ ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧ (w24.02 30 ¶8)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኢሳ 44:9-20 (th መጽናዕቲ 10)
4. ዝርርብ ምጅማር
(1 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ሃብ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)
5. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ንእትፈልጦ ሰብ ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 4)
6. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ በዓል ዝኽሪ ምእንቲ ኽትእከብ ንኣስራሒኻ ፍቓድ ሕተቶ። (lmd ትምህርቲ 6 ነጥቢ 3)
7. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ኣብ ዝሓለፈ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ንእተቐበለ ሰብ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምሮ። (lmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 4)
መዝሙር 69
8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) lfb መእተዊ መበል 11 ኽፋል ከምኡ እውን ትምህርቲ 68-69