ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb26 ጥሪ ገጽ 11
  • 9-15 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 9-15 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
mwb26 ጥሪ ገጽ 11

9-15 ለካቲት

ኢሳይያስ 33–35

መዝሙር 3ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. “ንሱ ርግኣት ግዜያትካ እዩ”

(10 ደቒቕ)

ፈተና ኼጋጥመካ ኸሎ ርግኣት ምእንቲ ኽትረክብ ኣብ የሆዋ ተወከል (ኢሳ 33:6ሀ፣ w24.01 22 ¶7-8)

ጽቡቕ ውሳነ ምእንቲ ኽትገብር ጥበብን ፍልጠትን የሆዋ ድለ (ኢሳ 33:6ለ፣ w21.02 29 ¶10-11)

ኣብ የሆዋ ተወከል እሞ፡ ፍጻመ እቲ ኣብ ኢሳይያስ 33:24 ዘሎ ተስፋ ኽትርእዮ ኢኻ (ip-1 352-355 ¶21-22-mwbr)

ሓንቲ ሓብቲ ነቲ ብታብለታ ኸተጽንዕ ከላ ዘንበበቶ ተስተንትን፣ ሓንቲ መርከብ፡ ማዕበል ኬጋጥማ ኸሎ፡ በቲ ኣብ ትሕቲ ማይ ዚዝርጋሕ ኣኽናፍ ትረጋጋእ።

ናውቲ ትምህርቲ ኽትሃድእ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ኢሳ 35:8—“መገዲ ቕድስና፡” ሎሚ ንምንታይ እያ እተመልክት፧ (w23.05 16 ¶8)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ኢሳ 35:1-10 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ነቲ ሰብ ናብ ኣኼባ ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 3)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ቪድዮ ኣፋልጥ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) lmd መመላእታ ጽሑፍ ሀ ነጥቢ 15—ፍረ ነገር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እንጽሊ ይምህረና። (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 41

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 60-61

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 23ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ