2-8 ለካቲት
ኢሳይያስ 30–32
መዝሙር 8ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ኣብ ትሕቲ ኣኽናፍ የሆዋ ዕቝባ ርኸብ
(10 ደቒቕ)
ከምቲ ዑፍ ንጨቓዊታ ኻብ ኣራዊት እትከላኸለሎም፡ የሆዋ እውን ንህዝቡ ይከላኸለሎም (ኢሳ 31:5፣ w01 15/11 17 ¶7)
ናብቶም የሆዋ ንዓኻ ንምሕጋዝ ዚጥቀመሎም ሰባት ቅረብ (ኢሳ 32:1,2፣ w24.01 24 ¶13)
ካብቲ የሆዋ ዝሃበና ተስፋ ብርታዐ ርኸብ (ኢሳ 32:16-18፣ w23.10 17 ¶19)
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኢሳ 30:20—እተን “ጭንቂ ኸም እንጌራ፡ ጭቈና እውን ከም ማይ” ዚብላ ቓላት እንታይ ትርጉም ኣለወን፧ (it “እንጌራ” ¶6-mwbr)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኢሳ 31:1-9 (th መጽናዕቲ 10)
4. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። እቲ ሰብ ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋጠመ ፍጻመ ኸም ዘተሓሳሰቦ ይነግረካ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 5)
5. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። (lmd ትምህርቲ 5 ነጥቢ 5)
6. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (lmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 3)
መዝሙር 157
7. “ውጽኢት ናይ ሓቂ ጽድቅስ ሰላም እዩ”—ቍንጽል
(15 ደቒቕ) ምይይጥ።
ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦
ካብዛ ቪድዮ ብዛዕባ ናይ ሓቂ ጽድቂ እንታይ ተማሂርካ፧—ኢሳ 32:17።
8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 58-59