12-18 ጥሪ
ኢሳይያስ 21-23
መዝሙር 120ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ካብ ውድቀት ሸብና እንረኽቦ ትምህርቲ
(10 ደቒቕ)
ፍሉይ መሰል ክትረክብ ከለኻ ትሑት ኩን (ኢሳ 22:15-19፣ w18.03 24 ¶7-9)
ዝነበረካ ፍሉይ መሰል እንተ ስኢንካ፡ ንየሆዋ ብሉጽካ ንምሃብ ቈራጽነት ግበር (ኢሳ 36:3፣ w18.03 25 ¶10)
ቅዱስ ጽሑፋዊ ተግሳጽ እትህብ ወላዲ ወይ ሽማግለ እንተ ዄንካ፡ ነቲ የሆዋ ንሸብና ዝሓዘሉ መገዲ ቕድሓዮ (w18.03 26 ¶11)
ብፍቕሪ ዚውሃብ ተግሳጽ፡ ኣምላኽ ንዓና ዚቐርጸሉ መገዲ እዩ
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኢሳ 21:1—ባቢሎን “በረኻ ባሕሪ” እተባህለት ስለምንታይ እያ፧ (w06 1/12 11 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኢሳ 23:1-14 (th መጽናዕቲ 5)
4. ዝርርብ ምጅማር
(1 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ከይጠቐስካ፡ ብባህርያዊ መገዲ ናይ የሆዋ ምስክር ከም ዝዀንካ ኺፈልጥ ግበሮ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 4)
5. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ካብቲ ኣብ ብሮሹር ሰባት ኣፍቅር፡ መመላእታ ጽሑፍ ሀ ዘሎ ሓንቲ ሓቂ ኣካፍል። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 3)
6. ንግዱሳት ምክትታል
(2 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ሰብ ትሑዝ ምዃኑ ይነግረካ። (lmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 4)
7. መደረ
(5 ደቒቕ) ijwyp ዓንቀጽ 71—ፍረ ነገር፦ ጽቡቕ ኣርኣያ ዚዀነኒ ሰብ ብኸመይ ክመርጽ እኽእል፧ (th መጽናዕቲ 9)
ጽቡቕ ኣርኣያ ዚዀነካ ምርካብ፡ ናብ ሸቶኻ ኽትበጽሕ ዚሕግዝ ኣቋራጭ እዩ
መዝሙር 124
8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 52-53