1-7 ታሕሳስ
ኢሳይያስ 3–5
መዝሙር 135ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. የሆዋ ተኣዛዝነት ይግብኦ
(10 ደቒቕ)
የሆዋ ሚዛናዊ ነገራት ብምጽባይ፡ “ኣታኽልቲ ወይኒ” ‘ተኺሉ’ (ኢሳ 5:1, 2, 7፣ ip-1 73-74 ¶3-5፣ 76 ¶8-9)
ኣታኽልቲ ወይኒ የሆዋ፡ ወይኒ መሮር ጥራይ እዩ ኣፍርዩ (ኢሳ 5:4፣ w06 15/6 18 ¶1)
የሆዋ እቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ኸም ዚባድም ተነብዩ (ኢሳ 5:5, 6፣ w06 15/6 18 ¶2)
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘እዚ ጸብጻብ እዚ ንየሆዋ ኸየጕህዮ ዚድርኸኒ ኸመይ እዩ፧’
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኢሳ 5:8, 9—እስራኤላውያን ንየሆዋ ዘጕሃዮ እንታይ ነገራት እዮም ገይሮም፧ (ip-1 80 ¶18-19)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኢሳ 5:1-12 (th መጽናዕቲ 5)
4. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ቪድዮ ኣፋልጥ። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 5)
5. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ብዛዕባ ኣፕሊኬሽን JW Library ንገሮ፣ ኣብ ሞባይሉ ኼራግፋ ድማ ሓግዞ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)
6. ደቀ መዛሙርቲ ምግባር
(5 ደቒቕ) ካብ ስድራ ቤቱ ምጽራር የጋጥሞ ንዘሎ ተምሃራይ መጽሓፍ ቅዱስካ ኣተባብዓዮ። (lmd ትምህርቲ 12 ነጥቢ 4)
መዝሙር 65
7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 40-41