23-29 ሰነ
ምሳሌ 19
መዝሙር 154ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ንኣሕዋትካን ንኣሓትካን ናይ ሓቂ ፈታዊ ኹን
(10 ደቒቕ)
ንዘይፍጽምናኦም ዕሽሽ በሎ (ምሳ 19:11፣ w23.11 12-13 ¶16-17)
ኣብ እዋን ጸገሞም ሓግዞም (ምሳ 19:17፣ w23.07 9-10 ¶9-11)
ብተኣማንነት ኣፍቅሮም (ምሳ 19:22፣ w21.11 9 ¶6-7)
ምሳሌ፦ ተዘክሮታት ከም ስእሊ እዩ። ስለዚ፡ ብዛዕባ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ጸጽቡቑ ጥራይ ንዘክር።
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ምሳ 19:1-20 (th መጽናዕቲ 2)
4. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ከይጠቐስካ፡ ባህርያዊ ብዝዀነ መገዲ ናይ የሆዋ ምስክር ከም ዝዀንካ ኺፈልጥ ግበሮ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 4)
5. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። እቲ ሰብ ተፈጥሮ ኸም ዘድንቕ ነጊሩካ ነይሩ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 4)
6. መደረ
(5 ደቒቕ) lmd መመላእታ ጽሑፍ ሀ ነጥቢ 10—ፍረ ነገር፦ ኣምላኽ ስም ኣለዎ። (th መጽናዕቲ 20)
መዝሙር 40
7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 28 ¶1-7