ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 ግንቦት ገጽ 9
  • 2-8 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 2-8 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 ግንቦት ገጽ 9

2-8 ሰነ

ምሳሌ 16

መዝሙር 36ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ናብ ጽቡቕ ውሳነ ዚመርሕ ሰለስተ ሕቶታት

(10 ደቒቕ)

ኣብ መምርሒታት የሆዋ ኸም ዝውከል አርኢ ድየ፧ (ምሳ 16:3, 20፣ w14 15/1 19-20 ¶11-12)

ውሳነይ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧ (ምሳ 16:7)

ካልኦት ብዚብልዎ ወይ ብዚገብርዎ ኣመና እጽሎ ድየ፧ (ምሳ 16:25፣ w13 15/9 17 ¶1-3)

ሓደ መንእሰይ ሓው እንዳ ኽዳውንቲ፡ እቲ ሸያጢ ናብ ሰብነት ዚጠብቕ ጁባን ስረን የርእዮ። እቲ ሓው ግና ናብ ሰብነት ዘይጠብቕ ጁባን ስረን እንተ ኣልዩ ይሓትት።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘እዘን ሕቶታት ኣብ ኣከዳድናይን ኣመለኻኽዓይን ጽቡቕ ምርጫ ኺገብር ዚሕግዛኒ ብኸመይ እየን፧’

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 16:22—‘ዓያሹ ብዕሽነቶም ዚግሰጹ’ ብኸመይ እዮም፧ (it-1 629)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ምሳ 16:1-20 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ካብ jw.org እንታይ ጥቕሚ ኸም ዚረክብ ኣርእዮ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 5)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ንሓደ ቕድሚ ሕጂ ግዱስ ዘይነበረ ሰብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) ijwbv ዓንቀጽ 40—ፍረ ነገር፦ ትርጉም ምሳሌ 16:3 እንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 32

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 27 ¶10-18

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 68ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ