ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 መጋቢት ገጽ 6-16
  • 24-30 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 24-30 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 መጋቢት ገጽ 6-16

24-30 መጋቢት

ምሳሌ 6

መዝሙር 11ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ካብ ጻጸ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

(10 ደቒቕ)

ንጻጸ ብምዕዛብ ጠቓሚ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል ኢና፧ (ምሳ 6:6)

ጻጸ፡ ሓለቓ ዘይብሎም ክነሶም፡ ብባህረት ተጊሆም ይዓይዩን ይተሓባበሩን ይዳለዉን (ምሳ 6:7, 8፣ it-1 115 ¶1-2)

ካብ ጻጸ ጠቓሚ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል ኢና (ምሳ 6:9-11፣ w00 15/9 26 ¶3-4)

ቈጽሊ እተሰከሙ ጻጸ።

© Aerial Media Pro/Shutterstock

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 6:16-19—እቲ ኣብዚ ፍቕድታት ተጠቒሱ ዘሎ ሓጢኣት፡ ንዅሉ እቲ የሆዋ ዚጸልኦ ነገራት ዜጠቓልል ድዩ፧ (w00 15/9 27 ¶3)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ምሳ 6:1-26 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ንዘይንጡፍ ዘመድካ ናብ ፍሉይ መደረን ናብ በዓል ዝኽርን ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)

5. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ በዓል ዝኽሪ ምእንቲ ኽትእከብ፡ ንኣስራሒኻ ፍቓድ ሕተቶ። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 3)

6. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ናብ ፍሉይ መደረን ናብ በዓል ዝኽርን ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 5 ነጥቢ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 2

7. የሆዋ ኽንሕጐስ ከም ዚደልየና፡ ፍጥረት የረጋግጽ—ድንቂ እንስሳታት

(5 ደቒቕ) ምይይጥ።

ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦

  • እንስሳታት ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህሩና፧

8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(10 ደቒቕ)

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 24 ¶7-12፡ ኣብ ገጽ 193 ዘላ ሳጹን

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 126ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ