ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 መጋቢት ገጽ 7
  • 31 መጋቢት–​6 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 31 መጋቢት–​6 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 መጋቢት ገጽ 7

31 መጋቢት–6 ሚያዝያ

ምሳሌ 7

መዝሙር 34ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብግዜ ጥንቲ ዝነበረት ሓንቲ ኣመንዝራ ሰበይቲ ኣብ ኣፍ ደገ ገዛኣ ደው ኢላ፡ ሓደ መንእሰይ ድማ ብጥቓኣ ይሓልፍ።

1. ካብ ፈታኒ ዅነታት ርሓቕ

(10 ደቒቕ)

ሓደ ገርሂ መንእሰይ፡ ኰነ ኢሉ ብመንበሪ ኣመንዝራ ይሓልፍ (ምሳ 7:7-9፣ w00 15/11 29 ¶5)

ሓንቲ ኣመንዝራ ኸተስድዖ ናብኡ ትቐርብ (ምሳ 7:10, 13-21፣ w00 15/11 30 ¶4-6)

ንርእሱ ናብዚ ፈታኒ ዅነታት ስለ ዘእተወ፡ ብሳዕቤናቱ ይሳቐ (ምሳ 7:22, 23፣ w00 15/11 31 ¶2)

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 7:3—ንትእዛዛት ኣምላኽ ኣብ ኣጻብዕካ ምእሳርን ኣብ ጽላት ልብኻ ምጽሓፍን ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (w00 15/11 29 ¶1)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ምሳ 7:6-20 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ኣብ ዝሓለፈ ወረቐት ዕድመ ወሲዱን ተገዳስነት ከም ዘለዎ ገሊጹን ነይሩ።(lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ ዝሓለፈ ምይይጥኩም ወረቐት ዕድመ ወሲዱን ተገዳስነት ከም ዘለዎ ገሊጹን ነይሩ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 4)

6. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ኣብ ዝሓለፈ ምይይጥኩም ወረቐት ዕድመ ወሲዱን ተገዳስነት ከም ዘለዎ ገሊጹን ነይሩ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 13

7. ምሹእ ግዜ ኽሳዕ ዚረክብ (ሉቃ 4:6)

(15 ደቒቕ) ምይይጥ።

ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦

  • የሱስ እንታ ፈተና እዩ ኣጋጢምዎ፧ ንዓናኸ እንታይ ተመሳሳሊ ፈተና ኼጋጥመና ይኽእል፧

  • ነቲ ድያብሎስ ዜቕርቦ ፈተና ኽንጻረሮ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 24 ¶13-21

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 70ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ