ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 መጋቢት ገጽ 3
  • 10-16 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10-16 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 መጋቢት ገጽ 3

10-16 መጋቢት

ምሳሌ 4

መዝሙር 36ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሓደ ኣብ ግምቢ ዘብዐኛ ዘሎ ሓላዊ፡ ነቶም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ሓለውቲ ኣፍ ደገ ማዕጾ እታ ኸተማ ኺዓጽውዎ ይእዝዞም።

ኣብ መካበብያ ዝቘሙ ሓለውትን ሓለውቲ ኣፍ ደገን ጸላኢ ኪቐርብ ምስ ረኣዩ፡ ብቕልጡፍ ስጕምቲ ይወስዱ

1. “ንልብኻ ሓልዎ”

(10 ደቒቕ)

‘ልቢ፡’ ንውሽጢ ሰብ የመልክት (መዝ 51:6፣ w19.01 15 ¶4)

ልዕሊ ዅሉ ንልብና ኽንሕልዎ ኣሎና (ምሳ 4:23ለ፣ w19.01 17 ¶10-11፣ 18 ¶14፣ ስእሊ ርአ)

ህይወትና ኣብ ኵነታት ምሳልያዊ ልብና እዩ ዚምርኰስ (ምሳ 4:23ሀ፣ w12 1/5 32 ¶2)

ሓደ ሓው ኣብ ሞባይሉ ዘይግቡእ ነገር ምስ ረኣየ ገጹ ይመልስ።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 4:18—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ሓደ ክርስትያን ንዚገብሮ መንፈሳዊ ዕቤት እተመልክት ብኸመይ እያ፧ (w21.08 8 ¶4)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ምሳ 4:1-18 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ምስ ተቐበለ ተገዳስነት ከም ዘለዎ ይገልጽ። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 5)

5. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ንእትፈልጦ ሰብ ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 3)

6. እምነትካ ምግላጽ

(5 ደቒቕ) መርኣያ። ijwfq ዓንቀጽ 19—ፍረ ነገር፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር በዓል ትንሳኤ ዘየብዕሉ ስለምንታይ እዮም፧ (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 4)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 16

7. ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት

(10 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

8. ቀዳም 15 መጋቢት ዝጅምር ወፈራ በዓል ዝኽሪ

(5 ደቒቕ) ብሓላዊ ኣገልግሎት ዚቐርብ። ንፍሉይ መደረን ንበዓል ዝኽርን እተገብረ ምድላዋት ግለጽ። ንኣስፋሕቲ ኣብ መጋቢትን ሚያዝያን ኣገልግሎቶም ኬዕዝዙ ኣተባብዓዮም።

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 23 ¶16-19፡ ኣብ ገጽ 188 ዘላ ሳጹን

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 76ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ