ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 ጥሪ ገጽ 12-13
  • 17-23 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 17-23 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 ጥሪ ገጽ 12-13

17-23 ለካቲት

ምሳሌ 1

መዝሙር 88ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንጉስ ሰሎሞን ኣብ ግዳም ንወዱ ይመኽሮ።

ወዲ ሰሎሞን ፍቕራዊ ማዕዳ ኣቦኡ ጽን ኢሉ ይሰምዕ

1. ኣቱም መንእሰያት፡ ንመን ኢኹም እትሰምዑ፧

(10 ደቒቕ)

[መእተዊ ምሳሌ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ጥበበኛ ኹን፡ ንወለድኻ እውን ስማዕ (ምሳ 1:8፣ w17.11 29 ¶16-17፣ ኣብ ዘላ ስእሊ ርአ)

ንገበርቲ እከይ ኣይትስምዓዮም (ምሳ 1:10, 15፣ w05 15/2 20 ¶11-12)

ሓደ ሓው ኣብ መቐየር ኽዳውንቲ፡ መማህርቱ ንሞባይሉ ዘይቅኑዕ ነገራት ንምግባር ኪጥቀመላ ጸቕጢ ይገብሩሉ። ንሱ ድማ ኪሰምዖም እንተ ኣልይዎ ይሓስብ።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 1:22—እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ “ዓሻ” ዚብል ቃል ብሓፈሻ ንመን እዩ ዜመልክት፧ (it-1 846)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ምሳ 1:1-23 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(2 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። እቲ ሰብ ኪካትዓካ ይደሊ። (lmd ትምህርቲ 6 ነጥቢ 5)

5. ዝርርብ ምጅማር

(2 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ተገዳስነት ንዘሕደረ ሰብ ቍጽሪ ተሌፎንካ ሃቦ ናቱ ድማ ተቐበል። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 5)

6. ንግዱሳት ምክትታል

(2 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንገብረሉ መደብ ግለጸሉ፡ ካርድ ኣድራሻ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)

7. ደቀ መዛሙርቲ ምግባር

(5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 16 ነጥቢ 6። ተኣምራት የሱስ ናይ ሓቂ ምዃኑ ንዚጠራጠር ተምሃራይካ፡ ካብ “ዳህስስ” ሓንቲ ዓንቀጽ ኣርእዮ። (th መጽናዕቲ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 89

8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 22 ¶15-21

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 80ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ